13-19 ነሓሰ
ሉቃስ 19-20
መዝሙር 84ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ካብ ምሳሌ እተን ዓሰርተ ምና ተምሃር”፦ (10 ደቒቕ)
ሉቃ 19:12, 13—“ሓደ ወዲ ዓበይቲ” ንባሮቱ፡ ንሱ ኽሳዕ ዚመጽእ ኪነግዱ ነገሮም (jy 232 ¶2-4)
ሉቃ 19:16-19—ክእለት እቶም እሙናት ባሮት እተፈላለየ እኳ እንተ ነበረ፡ ነፍሲ ወከፎም ግና ዓስቦም ተቐበሉ (jy 232 ¶7)
ሉቃ 19:20-24—እቲ እኩይ ባርያ ብዘይ ምስራሑ፡ ከሲሩ እዩ (jy 233 ¶1)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ሉቃ 19:11-27
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ።
ቪድዮ ቐዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።
መደረ፦ (6 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) w14 15/8 29-30—ፍረ ነገር፦ እቲ ኣብ ሉቃስ 20:34-36 ተመዝጊቡ ዚርከብ ቃላት የሱስ ንምድራዊ ትንሳኤ ዜመልክት ድዩ፧
ክርስትያናዊ ህይወት
“ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ንJW.ORG ተጠቐመሉ”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) kr “5ይ ክፋል ትምህርቲ መንግስቲ ኣምላኽ—ንኣገልገልቲ ንጉስ ምስልጣን” ምዕ. 16 ሕ.ጽ. 1-5፡ “ኣምልኾ ስድራ ቤት” “ኣብ ህዝቢ ኣምላኽ ሓድነት ዚፈጥር ዓመታዊ ኣኼባታት” ዘርእስተን ሳጹናት
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 93ን ጸሎትን