6-12 ነሓሰ
ሉቃስ 17-18
መዝሙር 18ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ኣመስጋኒ ኹን”፦ (10 ደቒቕ)
ሉቃ 17:11-14—የሱስ፡ ዓሰርተ ድዉያት ኣሕወየ (nwtsty፡ ነጥብታት መጽናዕቲ ኣብ ሉቃ 17:12, 14)
ሉቃ 17:15, 16—ሓደ ኻብቶም ድዉያት ጥራይ ንየሱስ ኬመስግኖ ተመልሰ
ሉቃ 17:17, 18—እዚ ጸብጻብ እዚ፡ ኣመስጋኒ ምዃን ዘለዎ ኣገዳስነት የጕልሕ (w08 1/8 14-15 ¶9-10)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
ሉቃ 17:7-10—እቲ የሱስ ዝሃቦ ምሳሌ እንታይ መልእኽቲ እዩ ዜመሓላልፍ፧ (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ ኣብ ሉቃ 17:10)
ሉቃ 18:8—የሱስ፡ ኣብዛ ፍቕዲ እዚኣ ብዛዕባ እንታይ ዓይነት እምነት እዩ ዚዛረብ ነይሩ፧ (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ)
ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ሉቃ 18:24-43
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ቪድዮ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።
ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) fg ትምህርቲ 4 ¶1-2
ክርስትያናዊ ህይወት
“ንሰበይቲ ሎጥ ዘክርዋ”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) kr ምዕ. 15 ሕ.ጽ. 29-36፡ “ንመንግስቲ ኣምላኽ ክሳዕ ክንደይ ኢኻ ኸም ናይ ሓቂ ጌርካ እትርእያ፧” ዘርእስታ ሳጹን ክለሳ
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 134ን ጸሎትን