ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb18 ሰነ ገጽ 6
  • 25 ሰነ–1 ሓምለ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 25 ሰነ–1 ሓምለ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
mwb18 ሰነ ገጽ 6

25 ሰነ–1 ሓምለ

ሉቃስ 4-5

  • መዝሙር 37ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ከም የሱስ ንፈተናታት ተቓወሞ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ሉቃ 4:1-4—የሱስ ብስጋዊ ትምኒት ኣይተሰነፈን (w13 15/8 25 ¶8)

    • ሉቃ 4:5-8—የሱስ ብትምኒት ኣዒንቲ ኣይተሓብለን (w13 15/8 25 ¶10)

    • ሉቃ 4:9-12—የሱስ በቲ መንነቱ ኼርኢ ዝቐረበሉ ፈተና ኣይተሰነፈን [ነታ ላዕለዋይ ጫፍ መንደቕ ቤተ መቕደስ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።] (nwtsty፡ ሚድያ፣ w13 15/8 26 ¶12)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ሉቃ 4:17—የሱስ፡ ቃል ኣምላኽ ኣጸቢቑ ይፈልጥ ከም ዝነበረ ዜርኢ እንታይ እዩ፧ (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ)

    • ሉቃ 4:25—እቲ ብግዜ ኤልያስ ዝነበረ ደርቂ ንኽንደይ ዚኣክል ግዜ እዩ ጸኒሑ፧ (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ሉቃ 4:31-44

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ካርድ ኣድራሻ JW.ORG ሃብ።

  • ሳልሳይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ናይ ርእስኻ ጥቕሲ ምረጽ። ድሕሪኡ ንመጽናዕቲ ዚኸውን ሕታም ዓድል።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) jl ትምህርቲ 28

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 28

  • “ካብ መፈንጠራ ማሕበራዊ መራኸቢታት ተጠንቀቕ”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ንማሕበራዊ መራኸቢታት ተጠንቀቐሉ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) kr ምዕ. 14 ሕ.ጽ. 1-7

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 122ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ