ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb18 ሰነ ገጽ 2
  • 4-10 ሰነ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 4-10 ሰነ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
mwb18 ሰነ ገጽ 2

4-10 ሰነ

ማርቆስ 15-16

  • መዝሙር 95ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “የሱስ ትንቢት ፈጺሙ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ማር 15:3-5—ምስ ተኸስሰ ስቕ በለ

    • ማር 15:24, 29, 30—ንኽዳውንቱ ዕጫ ኣውደቑሉ ኸምኡ እውን ኣላገጽሉ (nwtsty፡ ነጥብታት መጽናዕቲ ኣብ ማር 15:24, 29)

    • ማር 15:43, 46—ምስ ሃብታማት ተቐብረ (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ ኣብ ማር 15:43)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ማር 15:25—የሱስ እተሰቕለሉ ግዜ ብዚምልከት እተፈላለየ ጸብጻብ ዘሎ ስለምንታይ እዩ፧ (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ)

    • ማር 16:8—ትርጉም ሓዳስ ዓለም፡ ኣብ ቀንዲ ጽሑፍ ወንጌል ማርቆስ፡ ነዊሕ ወይ ሓጺር መደምደምታ ዘየጠቓልል ስለምንታይ እዩ፧ (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ማር 15:1-15

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ቪድዮ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።

  • ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) jl ትምህርቲ 2

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 63

  • “ኣስኣሰር ክርስቶስ ስዓብ”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ስም የሆዋ ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) kr ምዕ. 13 ሕ.ጽ. 11-23

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 148ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ