ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb18 ግንቦት ገጽ 6
  • 28 ግንቦት–3 ሰነ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 28 ግንቦት–3 ሰነ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
mwb18 ግንቦት ገጽ 6

28 ግንቦት–3 ሰነ

ማርቆስ 13-14

  • መዝሙር 55ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ብፍርሂ ሰብ ከይትፍንጠር ተጠንቀቕ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ማር 14:29, 31—ሃዋርያት ንየሱስ ኪኽሕድዎ ኣይሓሰቡን ነይሮም

    • ማር 14:50—የሱስ ምስ ተታሕዘ፡ ኵሎም ሃዋርያት ገዲፎምዎ ሃደሙ

    • ማር 14:47, 54, 66-72—ጴጥሮስ ንየሱስ ኪማጐተሉን ርሕቕ ኢሉ ኺስዕቦን ትብዓት እኳ እንተ ነበሮ፡ ጸኒሑ ግና ሰለስተ ግዜ ኸሓዶ (ia 200 ¶14፣ it-2-E 619 ¶6)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ማር 14:51, 52—እቲ ጥራይ ዝባኑ ዝሃደመ ጐበዝ መን ኪኸውን ይኽእል፧ (w08 15/2 30 ¶6)

    • ማር 14:60-62—የሱስ ንሕቶ እቲ ሊቀ ኻህናት ኪምልሶ ዝደለየ ስለምንታይ ኪኸውን ይኽእል፧ (jy 287 ¶4)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ማር 14:43-59

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ናብ ኣኼባ ዓድሞ።

  • ሳልሳይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ናይ ርእስኻ ጥቕሲ ምረጽ። ድሕሪኡ ንመጽናዕቲ ዚኸውን ሕታም ዓድል።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) bhs 181-182 ¶17-18

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 73

  • “የሆዋ ኼትብዓካ እዩ” ፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) kr “4ይ ክፋል—ዓወታት መንግስቲ ኣምላኽ—ነቲ ብስራት ብሕጊ ምስራት፡” ምዕ. 13 ሕ.ጽ. 1-10

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 61ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ