ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb18 ግንቦት ገጽ 5
  • 21-27 ግንቦት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 21-27 ግንቦት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
mwb18 ግንቦት ገጽ 5

21-27 ግንቦት

ማርቆስ 11-12

  • መዝሙር 34ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ካብ ናይ ኵሎም ዚበዝሕ እያ ኣውዲቓ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ማር 12:41, 42—የሱስ፡ ሓንቲ መበለት ኣብ ቤተ መቕደስ ዚረብሕ ዋጋ ዘይብለን ክልተ ሰናቲም ከተውድቕ ከላ ረኣያ (nwtsty፡ ነጥብታት መጽናዕቲ)

    • ማር 12:43—የሱስ ንህያብ እታ መበለት ኣማሰወሉ፡ ንደቀ መዛሙርቱ ድማ ብዛዕባኡ ኣጕልሓሎም (w97 15/10 16-17 ¶16-17)

    • ማር 12:44—እታ መበለት ዝገበረቶ ውጽኢት ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ የሆዋ ዓብዪ ዋጋ ነበሮ (w97 15/10 17 ¶17፣ w87-E 1/12 30 ¶1፣ cl 185 ¶15)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ማር 11:17—የሱስ ነታ ቤተ መቕደስ፡ ‘ንዅሎም ኣህዛብ እትኸውን ቤት ጸሎት’ ኢሉ ዝጸውዓ ስለምንታይ እዩ፧ (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ)

    • ማር 11:27, 28—ተጻረርቲ የሱስ “እዚ ትገብር” ኪብሉ ኸለዉ ብዛዕባ እንታይ እዮም ዚጠቕሱ ነይሮም፧ (jy 244 ¶7)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ማር 12:13-27

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። እቲ ብዓል ቤት ኣብ ክልኹም ልሙድ ዝዀነ ተቓውሞ የልዕል።

  • ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። እቲ ብዓል ቤት፡ ዘመዱ ኸም ዝሞቶ ይነግረካ።

  • ቪድዮ ኻልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 118

  • ብየሆዋ ምስ እንኣምን፡ ኪሰልጠና እዩ፦ (15 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያ

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) kr ምዕ. 12 ሕ.ጽ. 16-23፡ “ተደኒቕና ኢና፡” “ፍርያም ሰሙናዊ ምብጻሓት” ዘርእስተን ሳጹናት፡ “ንመንግስቲ ኣምላኽ ክሳዕ ክንደይ ኢኻ ኸም ናይ ሓቂ ጌርካ እትርእያ፧” ዘርእስታ ሳጹን ክለሳ

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 103ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ