ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb18 ግንቦት ገጽ 3
  • ደቅኻ ንክርስቶስ ኪስዕብዎ ኣዳልዎም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ደቅኻ ንክርስቶስ ኪስዕብዎ ኣዳልዎም
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ኣቱም ወለዲ፡ ንውሉድኩም ናብ ጥምቀት ኪበጽሕ ትሕግዝዎዶ ኣለኹም፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2018
  • ንኣሽቱ ኺጥመቑስ ግቡእ ድዩ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2011
  • መመላእታ ጽሑፍ
    ፍቓድ የሆዋ ንምግባር እተወደበ
  • ጥምቀት—ኣገዳሲ ሸቶ!
    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!—ኣሳታፊ ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
mwb18 ግንቦት ገጽ 3
ሓደ ቘልዓ ይጥመቕ

ክርስትያናዊ ህይወት

ደቅኻ ንክርስቶስ ኪስዕብዎ ኣዳልዎም

ንክርስትያን ወለዲ፡ ውሉዶም ‘ርእሱ ቐቢጹ፡ ጕንዲ ስቅያቱ ኣልዒሉ፡ ብቐጻሊ ንየሱስ ኪስዕብ’ ከሎ ኸም ምርኣይ ገይሩ ዜሐጕሶም ነገር የልቦን። (ማር 8:34፣ 3ዮሃ 4) ወለዲ፡ ደቆም ንየሱስ ኪስዕብዎ፡ ርእሶም ንየሆዋ ኺውፍዩ ኸምኡ እውን ኪጥመቑ ንምድላው እንታይ ኪገብሩ ይኽእሉ፧ ቈልዑ ናብቲ ኣገዳሲ ስጕምቲ ዝዀነ ጥምቀት ከም እተዳለዉ ዜርኢ ገለ ምልክታት እንታይ እዩ፧

ፍቓድ የሆዋ ንምግባር እተወደበ

ነቲ ኣብታ ፍቓድ የሆዋ ንምግባር እተወደበ ዘርእስታ መጽሓፍ ኣብ ገጽ 165-166 ዚርከብ “ንክርስትያን ወለዲ ዚኸውን መልእኽቲ” ዚብል መመላእታ ጽሑፍ ኣንብብዎ፣ ድሕሪኡ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ተመያየጡሉ፦

  1. ወደ መዝሙር ኪብሃል ከሎ እንታይ ማለት እዩ፧

  2. ወለዲ ንደቆም ኪምህርዎም ዘለዎም እንታይ እዩ፧

  3. ቈልዑ ንጥምቀት ብቑዓት ምእንቲ ኪዀኑ፡ ነዚ ዚስዕብ ጥቕስታት ምስ ዕድሚኦም ብዚሰማማዕ መገዲ ኣብ ግብሪ ኼውዕልዎ ዘለዎም ብኸመይ እዮም፧

    • ቈሎ 3:20

    • ሉቃ 2:46

    • መዝ 122:1

    • ማቴ 4:4

    • ማቴ 6:33

    • 1ቈረ 15:33

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ