ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb18 ጥሪ ገጽ 6
  • 22-28 ጥሪ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 22-28 ጥሪ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
mwb18 ጥሪ ገጽ 6

22-28 ጥሪ

ማቴዎስ 8-9

  • መዝሙር 17ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “የሱስ፡ ሰባት የፍቅር ነበረ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ማቴ 8:1-3—የሱስ ንሓደ ድዉይ ፍሉይ ርሕራሐ ኣርእይዎ (“ተንከዮ፡” “እደሊ እየ” nwtsty፡ ነጥብታት መጽናዕቲ ኣብ ማቴ 8:3)

    • ማቴ 9:9-13—የሱስ ንዚንዓቑ ሰባት የፍቅሮም ነይሩ (“ኣብ መኣዲ ተቐሚጡ፡” “ኣከብቲ ቐረጽ” nwtsty፡ ነጥብታት መጽናዕቲ ኣብ ማቴ 9:10)

    • ማቴ 9:35-38—የሱስ ንሰባት የፍቅሮም ስለ ዝነበረ፡ ደኺሙ ኸሎ እኳ ብስራት ይሰብኽ ነይሩ፡ ዝያዳ ዓየይቲ ኺርከቡ ድማ ናብ ኣምላኽ ጸልዩ (“ደንገጸሎም” nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ ኣብ ማቴ 9:36)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ማቴ 8:8-10—ካብቲ የሱስ ምስቲ ሓለቓ ሚእቲ ዝገበሮ ምይይጥ እንታይ ክንምሃር ንኽእል፧ (w02 15/8 13 ¶16)

    • ማቴ 9:16, 17—የሱስ በዘን ክልተ ምሳሌታት ኣቢሉ እንታይ ነጥቢ እዩ ዜመሓላልፍ ነይሩ፧ (jy 70 ¶6)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ማቴ 8:1-17

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ናብ ኣኼባ ዓድሞ።

  • ሳልሳይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ናይ ርእስኻ ጥቕሲ ምረጽ፡ ድሕሪኡ ንመጽናዕቲ ዚኸውን ሕታም ዓድል።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) bhs 47 ¶18-19

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • መዝሙር 145

  • ‘ኣምላኽ ብርግጽ ጐይታን ክርስቶስን ገይርዎ’—1ይ ክፋል፡ ቍንጽል ቪድዮ፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ንማቴዎስ 9:18-25 ድሕሪ ምንባብን ነታ ቝንጽል ቪድዮ ድሕሪ ምርኣይን ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ሕተት፦

    • የሱስ ነታ ዝሓመመት ሰበይትን ንያኢሮስን ዝሓለየሎም ብኸመይ እዩ፧

    • እዚ ጸብጻብ እዚ፡ ኣብ ትሕቲ ግዝኣት መንግስቲ ኣምላኽ ንዚፍጸም ትንቢታት መጽሓፍ ቅዱስ ንዘሎካ ኣረኣእያ ዚጸልዎ ብኸመይ እዩ፧

    • ነታ የሱስ ንሰባት ዝነበረቶ ፍቕሪ ኽንቀድሓ እንኽእለሉ ገለ መገድታት እንታይ እዩ፧

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) kr ምዕ. 7 ሕ.ጽ. 1-9

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 70ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ