ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 ታሕሳስ ገጽ 4
  • 18-24 ታሕሳስ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 18-24 ታሕሳስ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 ታሕሳስ ገጽ 4

18-24 ታሕሳስ

ዘካርያስ 9-14

  • መዝሙር 8ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ኣብ ‘ስንጭሮ እቲ ኣኽራን’ ተዓቘብ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ዘካ 14:3, 4—እቲ “ኣዝዩ ዓብዪ ስንጭሮ፡” መለኮታዊ ዕቝባ የመልክት (w13 15/2 19 ¶10)

    • ዘካ 14:5—እቶም ‘ናብ ስንጭሮ ዚሃድሙን’ ኣብኡ ዚጸንሑን ዕቝባ ይረኽቡ (w13 15/2 20 ¶13)

    • ዘካ 14:6, 7, 12, 15—እቶም ኣብ ስንጭሮ ዕቝባ የሆዋ ዘየለዉ ሰባት ይጠፍኡ (w13 15/2 20 ¶15)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ዘካ 12:3—የሆዋ ‘ንየሩሳሌም፡ ከቢድ እምኒ ዝገበራ’ ብኸመይ እዩ፧ (w07 15/12 22-23 ¶9-10)

    • ዘካ 12:7—የሆዋ ‘ቕድም ድንኳናት ይሁዳ ዜድሕን’ ስለምንታይ እዩ፧ (w07 15/12 25 ¶13)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ዘካ 12:1-14

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) g17.6 14-15—ናብ ኣኼባታትና ዓድሞ።

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) g17.6—ገጽ 14ን 15ን እታ መጽሔት፡ ኣብ ዝሓለፈ ምብጻሕ ተመያየጥኩምላ ኔርኩም ኢኹም። ተመላሊስካ ምብጻሕ ኪግበር ከሎ ዜርኢ መርኣያ ኣቕርብ፡ ነቲ ሰብ ድማ ናብ ኣኼባታትና ዓድሞ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) jl ትምህርቲ 5—ናብ ኣኼባታትና ዓድሞ።

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 68

  • ውድባዊ ዕማማት፦ (7 ደቒቕ) ነታ ንታሕሳስ እተዳለወት ውድባዊ ዕማማት ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • “ኣብ መንጎ ሰሙን ኣብ ዚግበር ኣኼባ እተወሰኸ ሓድሽ መሰናድዎ”፦ (8 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቤት-ፋጌን ደብረ ዘይቲን የሩሳሌምን ዘርእስታ ደሃይ ኣልቦ ቪድዮ ወልዓያ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) kr ምዕ. 5 ሕ.ጽ. 10-17፡ “ዓብዪ እፎይታ” ዘርእስታ ሳጹን

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 66ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ