4-10 ታሕሳስ
ጸፎንያስ 1–ሃጌ 2
መዝሙር 27ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“መዓልቲ ቝጥዓኡ ኸይመጸት፡ ንየሆዋ ድለዮ”፦ (10 ደቒቕ)
[መእተዊ ጸፎንያስ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]
ጸፎ 2:2, 3—ንየሆዋ ድለዮ፡ ጽድቂ ድለ፡ ዓቕሊ ድለ (w01 15/2 18-19 ¶5-7)
[መእተዊ ሃጌ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
ጸፎ 1:8—ኣብዛ ፍቕዲ እዚኣ እንታይ መጠንቀቕታ ንረክብ፧ (w07 15/11 11 ¶3)
ሃጌ 2:9—ቤተ መቕደስ ዘሩባቤል ካብ ቤተ መቕደስ ሰሎሞን ብኽብሪ ትበልጽ ዝነበረት በየናይ መገድታት እያ፧ (w07 1/12 9 ¶2)
ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ሃጌ 2:1-14
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይዚ ወርሒ እዚ ኣቀራርባታት ተዳሎ፦ (15 ደቒቕ) ኣብቲ “ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት” እተመስረተ ምይይጥ። ነተን ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባ ዜርእያ ቪድዮታት ወልዓየን፣ ደድሕሪ ሓንቲ ቪድዮ ነቲ ጕሉሕ ነጥብታት ተመያየጡሉ። ኣስፋሕቲ ንንቕሑ! ቍ. 6 2017 ንብዙሓት ሰባት ኪዕድልዋ ጻዕሪ ኺገብሩ ኣተባብዓዮም። ይኹን እምበር፡ ንሰባት ብቐጥታ ኽንዛረቦም ስለ እንደሊ፡ ኣብ ቤቶም ንዘይተረኽቡ ሰባት ነዛ መጽሔት ክንገድፈሎም የብልናን።
ክርስትያናዊ ህይወት
ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (5 ደቒቕ)
ጽሩይ ቋንቋ፡ ሰላምን ሓድነትን የስፍን (ጸፎ 3:9)፦ (10 ደቒቕ) ኣብ ናይ 15 ነሓሰ 2012 ግምቢ ዘብዐኛ፡ ኣብ ገጽ 12 ሕ.ጽ. 4 እተመስረተ ምይይጥ። ነታ ቀደም ጸላእቲ፡ ሕጂ ኣዕሩኽ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) kr ምዕ. 4 ሕ.ጽ. 16-23፡ “ንመንግስቲ ኣምላኽ ክሳዕ ክንደይ ኢኻ ኸም ናይ ሓቂ ጌርካ እትርእያ፧” ዘርእስታ ሳጹን
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 29ን ጸሎትን