ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 ሕዳር ገጽ 5
  • 20-26 ሕዳር

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 20-26 ሕዳር
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 ሕዳር ገጽ 5

20-26 ሕዳር

ሚክያስ 1-7

  • መዝሙር 31ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “የሆዋ ኻባና ዚደልዮ ብቕዓት እንታይ እዩ፧”፦ (10 ደቒቕ)

    • [መእተዊ ሚክያስ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]

    • ሚክ 6:6, 7—ንብጾትና ብግቡእ ዘይንሕዝ እንተ ዄንና፡ እቲ ንየሆዋ እንቕርቦ መስዋእቲ ትርጉም ኣይህልዎን (w08 15/5 6 ¶20)

    • ሚክ 6:8—እቲ የሆዋ ኻባና ዚደልዮ ብቕዓት ሚዛናዊ እዩ (w12 1/11 22 ¶4-7)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ሚክ 2:12—እዚ ትንቢት እዚ እተፈጸመ ብኸመይ እዩ፧ (w07 1/11 15 ¶5)

    • ሚክ 7:7—ንየሆዋ ‘ኽንጽበዮ’ ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧ (w03 15/8 24 ¶20)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ሚክ 4:1-10

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) መዝ 83:18—ሓቂ ምሃር። ንተመላሊስካ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ዘጸ 3:14—ሓቂ ምሃር። ንዚመጽእ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) bh 122-124 ¶20-21።

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 28

  • ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (6 ደቒቕ)

  • የሆዋ ለጋሳት ክንከውን ይደልየና (ምሳ. 3:27)፦ (9 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) kr ምዕ. 4 ሕ.ጽ. 1-6፡ “ትርጕም ስም ኣምላኽ” ዘርእስታ ሳጹን

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 12ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ