ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 ሕዳር ገጽ 2
  • 6-12 ሕዳር

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 6-12 ሕዳር
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 ሕዳር ገጽ 2

6-12 ሕዳር

ኣሞጽ 1-9

  • መዝሙር 60ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ንየሆዋ ድለይዎ እሞ ብህይወት ክትነብሩ ኢኹም”፦ (10 ደቒቕ)

    • [መእተዊ ኣሞጽ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]

    • ኣሞ 5:4, 6—ንየሆዋ ንድለዮ፡ ፍቓዱ ኸኣ ንግበር (w04 15/11 24 ¶20)

    • ኣሞ 5:14, 15—ነቲ ንጽቡቕን ክፉእን ዚምልከት ስርዓታት የሆዋ ኽንቅበሎን ከነፍቅሮን ይግባእ (jd-E 90-91 ¶16-17)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ኣሞ 2:12—ኣብዛ ፍቕዲ እዚኣ ንዚርከብ ትምህርቲ ብኸመይ ኣብ ግብሪ ኸነውዕሎ ንኽእል፧ (w07 1/10 14 ¶8)

    • ኣሞ 8:1, 2—እቲ “ፍረ ሓጋይ ዝመልአ ኸፈር” እንታይ የመልክት፧ (w07 1/10 14 ¶6)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ኣሞ 4:1-13

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይዚ ወርሒ እዚ ኣቀራርባታት ተዳሎ፦ (15 ደቒቕ) ኣብቲ “ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት” እተመስረተ ምይይጥ። ነተን ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባ ዜርእያ ቪድዮታት ወልዓየን፣ ደድሕሪ ሓንቲ ቪድዮ ነቲ ጕሉሕ ነጥብታት ተመያየጡሉ።

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 58

  • “ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ተመላሊስካ ምብጻሕ ግበር”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ብድሕሪኡ፡ ነታ ኽልተ ኣስፋሕቲ ተመላሊስካ ምብጻሕ ኪገብራ ኸለዋ እተርኢ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) kr ምዕ. 3 ሕ.ጽ. 1-12: “1ይ ክፋል​—ሓቂ መንግስቲ—ኣምላኽ መንፈሳዊ ምግቢ ምዕዳል”

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 72ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ