ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 ጥቅምቲ ገጽ 6
  • 23-29 ጥቅምቲ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 23-29 ጥቅምቲ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 ጥቅምቲ ገጽ 6

23-29 ጥቅምቲ

ሆሴእ 8-14

  • መዝሙር 76ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ንየሆዋ ዝበለጸ ሃቦ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ሆሴ 14:2—የሆዋ ንውዳሰ ኸናፍርና ኣብሊጹ ይርእዮ (w07 1/4 20 ¶1)

    • ሆሴ 14:4—የሆዋ ነቶም ዘዝበለጸ ዜቕርቡ ኣገልገልቱ፡ ይቕረ ይብለሎም፡ ስምረቱ ይህቦም፡ ዓርኮም ከኣ ይዀኖም (w11 15/2 16 ¶15)

    • ሆሴ 14:9—ብመገድታት የሆዋ ምምልላስ የሐጕስ (jd-E 87 ¶11)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ሆሴ 10:12—‘ብተኣማንነት ዚርአ ፍቕሪ ኽንዓጽድ’ እንታይ ክንገብር ኣሎና፧ (w05 15/11 28 ¶7)

    • ሆሴ 11:1—እዘን ቃላት እዚአን ኣብ የሱስ እተፈጸማ ብኸመይ እየን፧ (w11 15/8 10 ¶10)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ሆሴ 8:1-14

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) T-35

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) T-35—እታ ትራክት ኣብ ዝሓለፈ ምብጻሕ ተዓዲላ ነይራ እያ። ነቲ ዝርርብ ቀጽሎ፡ እቲ ብዓል ቤት ንዜልዕሎ ተቓውሞ ብኸመይ ከም እትምልሰሉ ኣርኢ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) lv 151 ¶13-15—ብኸመይ ልቡ ኸም እትትንክፍ ኣርኢ።

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 69

  • “ንየሆዋ ብምሉእ ህይወትካ ወድሶ!”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ተውህቦኻ ንየሆዋ ንምግልጋል ተጠቐመሉ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) kr ምዕ. 2 ሕ.ጽ. 23-34

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 74ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ