28 ነሓሰ-3 መስከረም
ህዝቅኤል 39-41
መዝሙር 24ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“እቲ ህዝቅኤል ዝርኣዮ ቤተ መቕደስ ምሳኻ ዘለዎ ርክብ”፦ (10 ደቒቕ)
ህዝ 40:2—ኣምልኾ የሆዋ ኻብ ዝዀነ ይኹን ኣምልኾ ንላዕሊ ኽብ ዝበለ እዩ (w99 1/3 11 ¶16)
ህዝ 40:3, 5—የሆዋ ነቲ ንንጹህ ኣምልኾ ዚምልከት ዕላማኡ ብርግጽ ኪፍጽሞ እዩ (w07 1/8 10 ¶2)
ህዝ 40:10, 14, 16—ንየሆዋ ብቕቡል መገዲ ምእንቲ ኸነምልኾ በቲ ልዑልን ቅኑዕን መለክዒታቱ ኽንነብር ኣሎና (w07 1/8 11 ¶4)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
ህዝ 39:7—ደቂ ሰብ ንኣምላኽ ዘይፍትሓዊ ብዝዀነ ነገራት ተሓታቲ ኺገብርዎ ኸለዉ፡ ንስሙ ዜርክስዎ ብኸመይ እዮም፧ (w12 1/9 21 ¶2)
ህዝ 39:9—ድሕሪ ኣርማጌዶን እቲ መንግስትታት ዚሓድጋኦ ኣጽዋር ውግእ እንታይ ኪኸውን እዩ፧ (ግ/ዘ 16/8/110 ገጽ 7 ሕ.ጽ 20 ወይ w89-E 15/8 14 ¶20)
ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ህዝ 40:32-47
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) fg ትምህርቲ 1 ¶1—ነታ ብስራት ክትሰምዕ ትደሊዶ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ብምልላይ ጀምር። (ነታ ቪድዮ ኣይትወልዓያ) ነታ ብሮሹር ኣበርክተሉ።
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) fg ትምህርቲ 1 ¶2—ንዚመጽእ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) fg ትምህርቲ 1 ¶3-4
ክርስትያናዊ ህይወት
“ኣብ ዚቕጽል ሓጋዚ ፈላሚ ክኸውን ዝኽእል መዓስ እየ፧”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ሳላ የሆዋ ዳርጋ ዅሉ ነገራት ክገብር እኽእል እየ። (ቪድዮታት ኣብ ትሕቲ ዚርከበሉ ኽፋል፡ ቃለ መጠይቓትን ተመክሮታትን ርአ።)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) ia ምዕ. 22 ሕ.ጽ. 14-24፡ ክለሳ ምዕራፍ
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 124ን ጸሎትን