ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 ነሓሰ ገጽ 2
  • 7-13 ነሓሰ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 7-13 ነሓሰ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 ነሓሰ ገጽ 2

7-13 ነሓሰ

ህዝቅኤል 28-31

  • መዝሙር 136ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “የሆዋ ንሓንቲ ኣረማዊት ሃገር ዓስቢ ሃባ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ህዝ 29:18—ነቡካድነጻር ንጉስ ባቢሎን፡ ንጢሮስ ብብዙሕ መስዋእቲ እኳ እንተ ሰዓራ፡ ዓስቢ ግና ኣይረኸበን (it-2-E 1136 ¶4)

    • ህዝ 29:19—ንጉስ ነቡካድነጻር ንዝኸፈሎ መስዋእቲ መተካእታ፡ ግብጺ ተዋህበቶ (it-1-E 698 ¶5)

    • ህዝ 29:20—የሆዋ ንባቢሎናውያን፡ ምእንታኡ ስለ ዘገልገሉ ዓስቦም ሃቦም (g86-E 11/8 27 ¶4-5)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ህዝ 28:12-19—እቲ ገዛእቲ ጢሮስ ዝሰዓብዎ መገዲ ምስ ናይ ሰይጣን ዚመሳሰል ብኸመይ እዩ፧ (it-2-E 604 ¶4-5)

    • ህዝ 30:13, 14—እዚ ትንቢት እዚ እተፈጸመ ብኸመይ እዩ፧ (w03 1/7 32 ¶1-3)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ህዝ 29:1-12

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይዚ ወርሒ እዚ ኣቀራርባታት ተዳሎ፦ (15 ደቒቕ) ኣብቲ “ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት” እተመስረተ ምይይጥ። ነተን ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባ ዜርእያ ቪድዮታት ወልዓየን፣ ደድሕሪ ሓንቲ ቪድዮ ነቲ ጕሉሕ ነጥብታት ተመያየጡሉ። ኣስፋሕቲ ንብሮሹር ብስራት ኣምላኽ ኬበርክቱ ኸለዉ ኣብ ኣቀራርባኦም ህሉው ኵነታት ኪጥቀሙን ነታ ብስራት ክትሰምዕ ትደሊዶ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ጽቡቕ ገይሮም ኪጥቀሙላን ኣተባብዓዮም።

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 120

  • ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (5 ደቒቕ) ከም ኣማራጺ፡ ነቲ ኻብ መጽሓፍ ዓመት ዝረኸብኩምዎ ትምህርቲ ተመያየጡሉ። (yb17-E 35-36)

  • “ኣምላኻዊ ባህርያት ኣማዕብል—ትሕትና”፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ተኣማንነትካ ዜዳኽም ዘበለ ኣወግድ—ትዕቢት ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) ia ምዕ. 21 ሕ.ጽ. 1-12

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 73ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ