ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 ሓምለ ገጽ 4
  • 17-23 ሓምለ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 17-23 ሓምለ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 ሓምለ ገጽ 4

17-23 ሓምለ

ህዝቅኤል 18-20

  • መዝሙር 125ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “የሆዋ ይቕረ እንተ ኢሉልና፡ ንጌጋና ይርስዖ ድዩ፧”፦ (10 ደቒቕ)

    • ህዝ 18:19, 20—የሆዋ ንነፍሲ ወከፍ ሰብ ብተግባራቱ ይጸባጸቦ እዩ (w12 1/7 18 ¶2)

    • ህዝ 18:21, 22—የሆዋ ንእተነስሑ ሰባት ይቕረ ኺብለሎም ድሉው እዩ፣ ንሓጢኣቶም ከኣ ኣይዝክሮን እዩ (w12 1/7 18 ¶3-7)

    • ህዝ 18:23, 32—የሆዋ ንእኩይ ሰብ ምጥፋእ ከም ናይ መወዳእታ ኣማራጺ ገይሩ እዩ ዚርእዮ። (w08 1/4 8 ¶4፣ w06 1/12 27 ¶11)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ህዝ 18:29—እስራኤላውያን ብዛዕባ የሆዋ ግጉይ ኣረኣእያ ዘማዕበሉ ስለምንታይ እዮም፧ ንሕናኸ ኻብ ከምዚ ዝኣመሰለ ጌጋ ኽንሕሎ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (w13 15/8 11 ¶9)

    • ህዝ 20:49—ህዝቢ እስራኤል፡ ህዝቅኤል ‘ብሕንቅሕንቅሊተያት ይዛረቦም’ ከም ዝነበረ ገይሮም ዝሓሰቡ ስለምንታይ እዮም፧ እዚኸ ንዓና ብኸመይ እዩ መለበሚ ዚዀነና፧ (w07 1/7 14 ¶3)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ህዝ 20:1-12

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) 1ዮሃ 5:19—ሓቂ ምሃር። ንተመላሊስካ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ዘፍ 3:2-5—ሓቂ ምሃር። ንዚመጽእ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር። (mwb16.08 8 ¶2 ርአ።)

  • መደረ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) w16.05 32—ፍረ ነገር፦ ሓደ ሰብ ካብ ውገዳ ኸም እተመልሰ ምልክታ ምስ ተነግረ፡ እታ ጉባኤ ኸመይ ገይራ ሓጐሳ ኽትገልጽ ትኽእል፧

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 130

  • “ንርእስኻ ይቕረ ትብለላ ዲኻ፧”፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥ። ፍርድታት የሆዋ ብተኣማንነት ደግፍ—ይቕረ በሃሊ ኹን ዘርእስታ ቪድዮ ብምውላዕ ጀምር።

  • ኣቱም መንእሰያት፡ ብቓል ኣምላኽ ተመርሑ፦ (5 ደቒቕ) ኣብ ናይ 15 ሕዳር 2010 ግምቢ ዘብዐኛ፡ ኣብ ገጽ 4፡ ሕጡብ ጽሑፍ 10 ተመርኲስካ ዚቐርብ ምይይጥ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) ia ምዕ. 19 ሕ.ጽ. 17-31፣ “ዮሴፍ መዓስ እዩ ሞይቱ፧” ዘርእስታ ሳጹን፡ ክለሳ ምዕራፍ

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 103ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ