ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 ሓምለ ገጽ 3
  • 10-16 ሓምለ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 10-16 ሓምለ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 ሓምለ ገጽ 3

10-16 ሓምለ

ህዝቅኤል 15–17

  • መዝሙር 49ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ቃልካ ትሕሉ ዲኻ፧”፦ (10 ደቒቕ)

    • ህዝ 17:1-4—ንጉስ ባቢሎን ንንጉስ ዮያኪን ብጼዴቅያስ ተክኦ (w07 1/7 12 ¶6)

    • ህዝ 17:7, 15—ጼዴቅያስ እሙን ከም ዚኸውን ዝመሓሎ ማሕላ ኣፍሪሱ፡ ካብ ግብጺ ሓገዝ ደለየ (w07 1/7 12 ¶6)

    • ህዝ 17:18, 19—የሆዋ ንጼዴቅያስ ቃሉ ኺሕሉ ተጸብይዎ ነበረ (w12 15/10 30 ¶11፣ w88-E 15/9 17 ¶8)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ህዝ 16:60—“ነባሪ ኺዳን” እንታይ እዩ፧ ኣብኡ እቱዋት ዝዀኑኸ እንታዎት እዮም፧ (w88-E 15/9 17 ¶7)

    • ህዝ 17:22, 23—እታ የሆዋ ኺተኽላ ምዃኑ እተዛረበላ “ልምልምቲ ጠጥዒ” ንመን እያ እተመልክት፧ (w07 1/7 12 ¶6)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ህዝ 16:28-42

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) wp17.4 ገበር—ንተመላሊስካ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) wp17.4 ገበር—ነታ መጽሓፍ ቅዱስ ከተጽንዕ ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ኣፋሊጥካ ተመያየጠላ። (ነታ ቪድዮ ኣይትወልዓያ)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) fg ትምህርቲ 11 ¶1-2—ናብ ኣኼባታትና ዓድሞ።

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 131

  • ብሓዳርካ እኳ እንተ ጐሃኻ፡ ቃል ኪዳንካ ኣኽብር፦ (10 ደቒቕ) ሓደ ሽማግለ፡ ኣብ ናይ መጋቢት 2014 ንቕሑ! ኣብ ገጽ 14-15 ተመርኲሱ ዜቕርቦ መደረ።

  • ዓርኪ የሆዋ ኹን—ሓቀኛ ኹን፦ (5 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያ ዓርኪ የሆዋ ኹን—ሓቀኛ ኹን። ድሕሪኡ፡ ኣቐዲምካ ዝሓረኻዮም ቈልዑ ናብ መድረኽ ዓዲምካ፡ ብዛዕባ እታ ቪድዮ ሕተቶም።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) ia ምዕ. 19 ሕ.ጽ. 1-16

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 134ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ