19-25 ሰነ
ህዝቅኤል 1-5
መዝሙር 111ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ህዝቅኤል መልእኽቲ ኣምላኽ ተሓጒሱ ይእውጅ”፦ (10 ደቒቕ)
[መእተዊ ህዝቅኤል ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]
ህዝ 2:9–3:2—ህዝቅኤል ነታ “ልቕሶን ሓዘንን ዋይዋይታን” ዝሓዘት ጥቕልልቲ በልዓ (w08 15/7 8 ¶6-7፣ it-1-E 1214)
ህዝ 3:3—ህዝቅኤል ነብዪ ዀይኑ ንየሆዋ ኼገልግል ብምኽኣሉ የማስወሉ ነይሩ እዩ (w07 1/7 12 ¶3)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
ህዝ 1:20, 21, 26-28—እቲ ሰማያዊ ሰረገላ እንታይ የመልክት፧ (w07 1/7 11 ¶6)
ህዝ 4:1-7—ህዝቅኤል ነቲ ንምኽባብ የሩሳሌም ዜመልክት ተዋስኦ ብሓቂዶ ፈጺምዎ እዩ፧ (w07 1/7 12 ¶4)
ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ህዝ 1:1-14
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) T-32—ንተመላሊስካ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) T-32—ነታ መእተዊ ስድራ ቤትካ ሕጕስቲ ኽትከውን ትኽእል እያ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ፣ ድሕሪኡ ነታ ብሮሹር ኣበርክተሉ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) bh 143 ¶20-21—ብኸመይ ልቡ ኸም እትትንክፍ ኣርኢ።
ክርስትያናዊ ህይወት
“ብስራት ብምስባኽ ደስ ይበልካ”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ከም ቀደምካ ኽትሕጐስ፡ ኣጽንዕን ኣስተንትን ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። (ቪድዮ ኣብ ትሕቲ ዚርከበሉ ኽፋል፡ መጽሓፍ ቅዱስ ርአ።)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) ia ምዕ. 17 ሕ.ጽ. 14-22፡ ክለሳ ምዕራፍ
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 131ን ጸሎትን