ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 ሰነ ገጽ 4
  • 12-18 ሰነ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 12-18 ሰነ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 ሰነ ገጽ 4

12-18 ሰነ

ድጕዓ 1-5

  • መዝሙር 143ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ምጽባይ ክንጻወር ይሕግዘና”፦ (10 ደቒቕ)

    • [መእተዊ ድጕዓ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]

    • ድጕ 3:20, 21, 24—ኤርምያስ ኣብ የሆዋ ስለ እተወከለ ኸም ዚጽበ ኣርኣየ (w12 1/6 14 ¶3-4፣ w11 15/9 8 ¶8)

    • ድጕ 3:26, 27—ንእምነትና ዚፍትን ፈተናታት ኬጋጥመና ኸሎ ምጽዋር፡ ኣብ መጻኢ ንዜጋጥመና ጸገማት ክንሰግሮ ይሕግዘና (w07 1/6 11 ¶3, 4)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ድጕ 2:17—የሆዋ ምስ የሩሳሌም እተተሓሓዘ ኸምቲ “ዝበሎ” እንታይ እዩ ፈጺሙ፧ (w07 1/6 9 ¶4)

    • ድጕ 5:7—የሆዋ ንሰባት በቲ ኣቦታቶም ዝፈጸምዎ ስሕተት ይጸባጸቦም ድዩ፧ (w07 1/6 11 ¶1)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ድጕ 2:20–3:12

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) g17.3 ገበር—ንተመላሊስካ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) g17.3 ገበር—ናብ ኣኼባታትና ዓድሞ።

  • መደረ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) w11 15/9 9-10 ¶11-13—ፍረ ነገር፦ የሆዋ ግደይ እዩ።

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 91

  • ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (8 ደቒቕ) ከም ኣማራጺ፡ ነታ ኣብ መጽሓፍ ዓመት እትርከብ “ካብ ኣመሓዳሪ ኣካል እተላእከት ደብዳበ” ተመያየጡላ። (yb17-E 2-5 ወይ ybgb17-TI ኣብ jw.org ኣብ ትሕቲ ሕታማት ርአ።)

  • ውድባዊ ዕማማት፦ (7 ደቒቕ) ኣብ ሰነ 2017፡ ነታ ውድባዊ ዕማማት ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) ia ምዕ. 17 ሕ.ጽ. 1-13

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 127ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ