ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ኤርምያስ 49-50
የሆዋ ንትሑታት ይባርኾም፡ ንዕቡያት ግና ይቐጽዖም
የሆዋ ነቶም እተነስሑ እስራኤላውያን ካብ ምርኮ ሓራ ምስ ኣውጽኦም፡ ብታሕጓስ ነብዑ
ምስኡ ንዝነበሮም ኪዳን ኣሐድስዎ፣ ናብ የሩሳሌም ተመሊሶም ድማ ንናይ ሓቂ ኣምልኾ ናብ ዝነበሮ ንምምላስ ነዊሕ ጕዕዞ ተጓዓዙ
ትዕቢተኛ ባቢሎን ንህዝቢ የሆዋ ስለ ዝጨቈነቶም፡ ከም እትቕጻዕ ተነግረ
ከምቲ ብትንቢት እተነግረ፡ ባቢሎን ሰብ ዘይነብረላ ባድም ኰነት