22-28 ግንቦት
ኤርምያስ 44-48
መዝሙር 35ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“‘ንርእስኻ ዓበይቲ ነገራት’ ኣይትድለ”፦ (10 ደቒቕ)
ኤር 45:2, 3—ባሩኽ በቲ ግጉይ ኣተሓሳስባኡ ተጨነቐ (jr 104-105 ¶4-6)
ኤር 45:4, 5ሀ—የሆዋ ንባሩኽ ብለውሃት ኣረሞ (jr 103 ¶2)
ኤር 45:5ለ—ባሩኽ ኣዝዩ ኣገዳሲ ኣብ ዝዀነ ነገር ሳላ ዘተኰረ ህይወቱ ኣድሓነ (w16.07 8 ¶6)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ኤር 47:1-7
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) hf—ንተመላሊስካ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) hf—ንዚመጽእ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) lv 199 ¶9-10—ብዛዕባ ዜሕልፎ ዘሎ ፍሉይ ፈተና ብኸመይ ምርምር ኪገብር ከም ዚኽእል ብሓጺሩ ኣርእዮ።
ክርስትያናዊ ህይወት
ኣቱም መንእሰያት፡ ንርእስኹም ዓበይቲ ነገራት ኣይትድለዩ፦ (15 ደቒቕ) ነታ መንእሰያት ዚሓትትዎ—ንህይወተይ ኣብ ምንታይ መዓላ እየ ኸውዕላ፧—ተዘክሮ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) ia ምዕ. 15 ሕ.ጽ. 15-26፡ ክለሳ ምዕራፍ
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 126ን ጸሎትን