ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 ጥሪ ገጽ 6
  • 23-29 ጥሪ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 23-29 ጥሪ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 ጥሪ ገጽ 6

23-29 ጥሪ

ኢሳይያስ 38-42

  • መዝሙር 35ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “የሆዋ ንድኹም ሓይሊ ይህብ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ኢሳ 40:25, 26—የሆዋ ምንጪ ዅሉ ብርታዐ እዩ (ip-1-E 409-410 ¶23-25)

    • ኢሳ 40:27, 28—የሆዋ ነቲ እንሕልፎ ዘሎና ሽግርን ንዜጋጥመና ግፍዕን የስተብህለሉ (ip-1-E 413 ¶27)

    • ኢሳ 40:29-31—የሆዋ ነቶም ብእኡ ዚእመኑ ዘበሉ ሓይሊ ይህቦም (ip-1-E 413-415 ¶29-31)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ኢሳ 38:17—የሆዋ ንሓጢኣትና ናብ ድሕሪ ዝባኑ ዚድርብዮ ብኸመይ እዩ፧ (w03 1/7 18 ¶17)

    • ኢሳ 42:3—እዚ ትንቢት እዚ፡ ኣብ የሱስ እተፈጸመ ብኸመይ እዩ፧ (w15 15/2 8 ¶13)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ኢሳ 40:6-17

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) fg—ንተመላሊስካ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) fg—ንዚመጽእ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) lv 38-39 ¶6-7​—ብኸመይ ልቡ ኸም እትትንክፍ ኣርኢ።

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 38

  • “መስጐጕቲ ንዚወርዶም ክርስትያናት ኣብ ጸሎትካ ዘክሮም”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ዳግመ ፍርዲ እቶም ኣብ ታጋንሮግ ዚርከቡ ናይ የሆዋ መሰኻኽር—እቲ ዘይፍትሓውነት ዜብቅዕ መዓስ ኰን እዩ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ብምውላዕ ጀምር።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) ia ምዕ. 7 ሕ.ጽ. 1-14

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 41ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ