ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb16 ጥቅምቲ ገጽ 7
  • 31 ጥቅምቲ–6 ሕዳር 2016

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 31 ጥቅምቲ–6 ሕዳር 2016
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
mwb16 ጥቅምቲ ገጽ 7

31 ጥቅምቲ–6 ሕዳር

ምሳሌ 22-26

  • መዝሙር 41ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ንቘልዓ በታ ኪኸደላ ዚግብኦ መገዲ ኣሰልጥኖ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ምሳ 22:6፣ 23:24, 25—ብመገዲ ኣምላኽ ዚውሃብ ስልጠና፡ ንቘልዑ ሕጉሳትን ዕጉባትን ሓላፍነት ዚስከሙን በጽሕታት ኪዀኑ ኣጋጣሚ ይኸፍተሎም (w08 1/4 16፣ w07 1/6 31)

    • ምሳ 22:15፣ 23:13, 14—ኣብ ውሽጢ ስድራ ቤት፡ “ሸቦጥ” ንዅሉ ዓይነት ተግሳጽ የመልክት (w97 15/10 32፣ it-2-E 818 ¶4)

    • ምሳ 23:22—ዝባጽሑ ውሉዳት ካብ ጥበብ ወለዶም ኪጥቀሙ ይኽእሉ እዮም (w04 15/6 14 ¶1-3፣ w00 15/6 21 ¶13)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ምሳ 24:16—እዛ ምሳሌ እዚኣ፡ ኣብ ቅድድም ህይወት ክንጻወር እተተባብዓና ብኸመይ እያ፧ (w13 15/3 4-5 ¶5-8)

    • ምሳ 24:27—ነዛ ምሳሌ እዚኣ ኽንርድኣ ዘሎና ብኸመይ ኢና፧ (w09 15/10 12 ¶1)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ምሳ 22:1-21

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ካርድ ኣድራሻ JW.ORG—ብዘይ ወግዓዊ መገዲ መስክር።

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ካርድ ኣድራሻ JW.ORG—ንተመላሊስካ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር፣ ነታ መጽሓፍ ቅዱስ ከተጽንዕ ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ብምልላይ ዛዝም።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) lv 179-180 ¶18-19

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 10

  • “ንካርድታት ኣድራሻ JW.ORG ብግቡእ ትጥቀመሉዶ ኣለኻ፧”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባ እተርኢ ቪድዮ ወልዓያ፣ ነቲ ጕሉሕ ነጥብታት ድማ ተመያየጡሉ። ንኣስፋሕቲ፡ እተወሰነ ካርድታት ኣድራሻ JW.Org ኵሉ ሳዕ ኪሕዙ ኣተባብዓዮም።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) ia ምዕ. 1 ሕ.ጽ. 1-13

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 146ን ጸሎትን

    መዘኻኸሪ፦ ቅድሚ ምዝማርኩም፡ ነቲ ሙዚቃ ብምሉኡ ሓንሳእ ስምዕዎ

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ