ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb16 ሓምለ ገጽ 2
  • 4-10 ሓምለ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 4-10 ሓምለ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
mwb16 ሓምለ ገጽ 2

4-10 ሓምለ

መዝሙር 60-68

  • መዝሙር 9ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ነቲ ሰማዕ ጸሎት ዝዀነ የሆዋ ወድሶ”፦ (10 ደቒቕ)

    • መዝ 61:1, 8—ንየሆዋ ዝኣቶኻዮ መብጽዓኻ ምእንቲ ኽትሕሉ ጸሊ (w99 15/9 9 ¶1-4)

    • መዝ 62:8—ልብኻ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ብጸሎት ብምፍሳስ ብእኡ ኸም እትእመን ኣርኢ (w15 15/4 25-26 ¶6-9)

    • መዝ 65:1, 2—የሆዋ፡ ጸሎት ኵሎም ቅኑዕ ዝልቦም ሰባት ይሰምዕ እዩ (w15 15/4 22 ¶13-14፣ w10 15/4 5 ¶10፣ it-2-E 668 ¶2)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • መዝ 63:3—እቲ የሆዋ ብተኣማንነት ዜርእዮ ፍቕሪ ኻብ ህይወት ዚበልጽ ስለምንታይ እዩ፧ (w06 1/6 11 ¶8)

    • መዝ 68:18—እቶም ‘ውህበት ሰባት’ መን እዮም ነይሮም፧ (w06 1/6 10 ¶5)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) መዝ 63:1–64:10

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይዚ ወርሒ እዚ ኣቀራርባታት ተዳሎ፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባ እተርኢ ቪድዮ ወልዓያ፡ ድሕሪኡ ነቲ ጕሉሕ ነጥብታት ተመያየጡሉ። ኣስፋሕቲ ናይ ገዛእ ርእሶም ኣቀራርባ ኼዳልዉ ኣተባብዓዮም።

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 54

  • “ቀሊል ናብራ ምንባር ንኣምላኽ ክንውድሶ ይሕግዘና”፦ (15 ደቒቕ) ነታ ዓንቀጽ ብምምይያጥ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ነታ ኣብ JW Broadcasting ዝወጸት፡ ቀሊል ናብራ ኢና እንነብር ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ፡ ኣሕጽር ኣቢልካ ድማ ግለጻ። (ኣብ ትሕቲ VIDEO ON DEMAND > FAMILY ርአ።) ንዅሎም ኣሕዋት፡ ንየሆዋ ብዝያዳ ምእንቲ ኼገልግልዎ ብኸመይ ህይወቶም ኬቕልሉ ኸም ዚኽእሉ ኺሓስቡ ኣተባብዓዮም።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) lv ምዕ. 12 ሕ.ጽ. 9-14

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 41ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ