ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb16 ሰነ ገጽ 6
  • 27 ሰነ–3 ሓምለ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 27 ሰነ–3 ሓምለ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
mwb16 ሰነ ገጽ 6

27 ሰነ–3 ሓምለ

መዝሙር 52-59

  • መዝሙር 38ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ጾርካ ናብ የሆዋ ደርቢ”፦ (10 ደቒቕ)

    • መዝ 55:2, 4, 5, 16-18—ዳዊት ኣብ ህይወቱ ኸቢድ ጭንቀት ዘሕለፈሉ እዋን ነይሩ እዩ (w06 1/6 11 ¶4፣ w96 1/4 27 ¶2)

    • መዝ 55:12-14—ዳዊት ብወዱን በቲ ዝኣምኖ ዓርኩን ውዲት ተኣልመሉ (w96 1/4 29-30 ¶6)

    • መዝ 55:22—ዳዊት፡ የሆዋ ኸም ዚሕግዞ ብምትእምማን ገለጸ (w06 1/6 11 ¶5፣ w99 15/3 22-23)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • መዝ 56:8—ዳዊት፡ “ንንብዓተይ ኣብ ሓርብኻ ኣክቦ” ኺብል ከሎ እንታይ ማለቱ እዩ ነይሩ፧ (w09 1/6 29 ¶1፣ w08 1/10 26 ¶3)

    • መዝ 59:1, 2—ተመክሮ ዳዊት ብዛዕባ ጸሎት እንታይ እዩ ዚምህረና፧ (w08 15/3 14 ¶13)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) መዝ 52:1–53:6

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ሓንቲ ኻብ ትራክትታት ኣበርክት። ነቲ ኣብ ዳሕረዋይ ገጽ ዘሎ ኮድ ድማ ኣርእዮ።

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ንሓደ ትራክት እተቐበለ ሰብ፡ ብኸመይ ተመላሊስካ ምብጻሕ ከም ዚግበረሉ ዜርኢ መርኣያ ኣቕርብ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) fg ትምህርቲ 3 ¶2-3—ነታ ኣብ jw.org እትርከብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ሓቂ ምዃኑ ርግጸኛታት ክንከውን እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ ዘርእስታ ቪድዮ ብምልላይ ዛዝም።

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 6

  • ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (7 ደቒቕ)

  • “ኣምላኽ ረዳእየይ እዩ”፦ (8 ደቒቕ) ምይይጥ። ኵላቶም ካብቲ ኣሕዋቶምን ኣሓቶምን ዚህብዎ ብሕታዊ ሓሳባት ምእንቲ ኺጥቀሙ፡ ነተን ተዘርዚረን ዘለዋ ሕቶታት፡ ብእተኻእለ መጠን ብዙሓት ኣስፋሕቲ ሓሳብ ከም ዚህቡለን ግበር። (ሮሜ 1:12) ኣስፋሕቲ፡ ጸገማት ኬጋጥሞም ከሎ ኻብ ቃል ኣምላኽ ሓገዝ ምእንቲ ኺረኽቡ፡ ነታ መሐበሪ ምርምር እትብሃል መጽሓፍ ኪጥቀሙላ ኣተባብዓዮም።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) lv ምዕ. 12 ሕ.ጽ. 1-8

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 53ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ