ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb16 ሰነ ገጽ 5
  • 20-26 ሰነ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 20-26 ሰነ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
mwb16 ሰነ ገጽ 5

20-26 ሰነ

መዝሙር 45-51

  • መዝሙር 51ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “የሆዋ ነቶም ስቡር ዝልቦም ኣይንዕቆምን እዩ”፦ (10 ደቒቕ)

    • መዝ 51:1-4—ዳዊት ንየሆዋ ብምብዳሉ ኻብ ልቡ ተጣዕሰ (w93 15/3 10-11 ¶9-13 [ወይ w93-E 15/3 10-11 ¶9-13])

    • መዝ 51:7-9—ዳዊት፡ ሓጐስ ኪረክብ እንተ ዀይኑ፡ የሆዋ ይቕረ ኺብለሉ የድልዮ ነበረ (w93 15/3 12-13 ¶18-20 [ወይ w93-E 15/3 12-13 ¶18-20])

    • መዝ 51:10-17—የሆዋ ነቲ ብሓቂ ዚንሳሕ ሰብ ይቕረ ኸም ዚብለሉ፡ ዳዊት ይፈልጥ ነይሩ እዩ (w15 15/6 14 ¶6፣ w93 15/3 14-17 ¶4-16 [ወይ w93-E 15/3 14-17 ¶4-16])

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • መዝ 45:4—እቲ ኽንዋግኣሉ ዚግባእ ዝዓዘዘ ሓቂ እንታይ እዩ፧ (w14 15/2 5 ¶11)

    • መዝ 48:12, 13—እዘን ፍቕድታት እዚአን እንታይ ሓላፍነት እየን ዜሰክማና፧ (w15 15/7 9 ¶13)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) መዝ 49:10–50:6

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) g16.3 10-11

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) g16.3 10-11

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) fg ትምህርቲ 3 ¶1—ነታ ኣብ jw.org እትርከብ ደራሲ መጽሓፍ ቅዱስ መን እዩ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ብምልላይ ዛዝም።

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 44

  • “መንግስቲ ኣምላኽ—ጕዕዞ 100 ዓመት”፦ (15 ደቒቕ) ኣብታ መንግስቲ ኣምላኽ—ጕዕዞ 100 ዓመት ዘርእስታ ቪድዮ ተመስሪትካ ዚቐርብ ሕቶታትን መልስታትን። (ኣብ ትሕቲ ሕታማት > ቪድዮታት ርአ።) ከም መእተዊ፡ ካብታ መንግስቲ ኣምላኽ—ጕዕዞ 100 ዓመት ዘርእስታ ቪድዮ jw.org፡ ክሳዕ እቲ “ብሓደ መዓልቲ ዚቐርብ ትምህርቲ” ዚብል ክፋል ብምርኣይ ጀምር።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) lv “መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ፍትሕን ምፍልላይን ዘለዎ ኣረኣእያ” ዘርእስታ መመላእታ ጽሑፍ

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 5ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ