ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 10/15 ገጽ 4
  • ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
km 10/15 ገጽ 4

ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ

ኣብቲ 3 ሚያዝያ 2015 ኣብ ኢትዮጵያ እተገብረ ብዓል ዝኽሪ፡ 25,323 ተኣከብቲ ኸም ዝነበሩ ኽንሕብረኩም ከለና ኣዝዩ ባህ ይብለና። ኣብ ርሑቕ ገጠራት ዚነብሩ ሰባት እውን ከይተረፈ ናብ ብዓል ዝኽሪ ተዓዲሞም እዮም፣ ኣዝዮም ብዙሓት ዝዀኑ ሓደስቲ ተገደስቲ ሰባት ምእካቦም ከኣ ዜሐጕስ እዩ። ንኣብነት፡ ጌዶ ኣብ እትብሃል ንእሽቶ ኸተማ፡ ኽልተ ፍሉያት ፈለምቲ ብዝገበርዎ ጻዕሪ ጥራይ፡ 307 ሰባት ኣብ ብዓል ዝኽሪ ተኣኪቦም እዮም። ብተመሳሳሊ፡ ኣብ ሃገረ ሰላም፡ ክልተ ፍሉያት ፈለምቲ ብዝገበርዎ ጻዕሪ ጥራይ፡ 200 ሰባት ተኣኪቦም እዮም። ማጂ ኣብ እትብሃል ብሸነኽ ደቡብ ክሊ ኦሮሚያ ኣብ እትርከብ ቦታ ድማ፡ እቲ ብዓል ዝኽሪ ንፈለማ እዋን እዩ ተኸቢሩ፣ ኣብኡ ኸኣ 50 ተኣከብቲ ተረኺቦም ነይሮም። 30 ኣስፋሕቲ ዘለዉዋ ኻልእ ጉባኤ ድማ 327 ተኣከብቲ ኸም ዝነበሩ ሓቢራ። እዝስ ኣብ መጻኢ ዝበለጸ ወሰኽ ንኺህሉ ተኽእሎ ኸም ዘሎ ዚሕብር ከመይ ዝበለ ፍሉይ ኣጋጣሚ ዀን እዩ! እዚ ኣብ ላዕሊ እተጠቕሰ ኣሃዛት፡ “ብዙሕ ዕዮ ጐይታ” ኸም ዘሎ ዚሕብር እዩ።—1 ቈረ. 15:58።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ