ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 12/13 ገጽ 8
  • ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
km 12/13 ገጽ 8

ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ

ኣብ መወዳእታ ወርሒ ሰነ፡ ኣብተን ናይ መጀመርታ ዓሰርተ ኣዋርሕ ዓመት ኣገልግሎት፡ ኣብ እተገብረ ኣኼባ ኣውራጃን ኣኼባ ወረዳን መዓልቲ ፍሉይ ኣኼባን 487 ሰባት ተጠሚቖም። እዚ ኣብ ዓሰርተው ክልተ ወረዳታት ንእተገብረ ኻብ ሰላሳ ንላዕሊ ዚኸውን መዓልቲ ፍሉይ ኣኼባታት የጠቓልል። ኣብዚ ግዜ እዚ፡ ገየሽቲ ሓለውትና ንኣስታት 240 ቦታታት ይበጽሑ ኣለዉ። ካብዚ፡ እተን ዓሰርተው ሰለስተ፡ ኣብ ኣገልግሎት ዓመት 2013 እተመስረታ ሓደስቲ ጕጅለታት ወይ ጉባኤታት ኪዀና ኸለዋ፡ ዳርጋ ፍርቂ ወረዳ እየን ዜቝማ። ኵሎም እዞም ሓደስቲ ሰባት እዚኦም፡ ኣብ ጐድኒ የሆዋ ኪቘሙ ኽንርእዮም ኸለና፡ ኣዚና ኢና እንሕጐስ!

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ