ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 9/13 ገጽ 4
  • ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
km 9/13 ገጽ 4

ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ

እቲ ፍሉይ ወፈራ ኽሊ ኣብ መጋቢት ኪዛዘም ከሎ፡ 365 ኣሕዋትን ኣሓትን 140 ዘይተሸፈነ ወይ ስሕት ኢሉ እተሸፈነ ኽልታት ሸፊኖም። እቲ ኣብ መጋቢት ዝነበረ ንጥፈት፡ ንሰባት ናብ በዓል ዝኽሪ ምዕዳም ዜጠቓልል እውን እዩ ነይሩ። ጽቡቕ ምስክርነት ተዋሂቡ፡ ልዕሊ 25,000 ተኣከብቲ ድማ ነይሮም። እቲ በዓል ዝኽሪ እንተ ወሓደ ኣብ ሸውዓተ ጕጅለታት፡ ንፈለማ እዋን እዩ ተገይሩ፣ ገሊአን ጕጅለታት ድማ ክሳዕ 122 ዝበጽሑ ተኣከብቲ ነይሮምወን። ብዘይካዚ፡ ኣብ መጋቢት 3,239 ሓገዝቲ ፈለምቲ ነይሮም። ስለዚ፡ ብጠቕላላ ኣብ መጋቢት 5,424 ዚዀኑ ኣብ ናይ ምሉእ ግዜ ኣገልግሎት እተኻፈሉ ኣስፋሕቲ ነይሮም ማለት እዩ። እዚ ትግሃት ዝመልኦ ዕዮ እዚ፡ ድምር ቍጽሪ ኣስፋሕቲ 9,607 ከም ዚበጽሕ ብምግባር፡ ሓድሽ ዝለዓለ ቚጽሪ ኸም ዚህሉ ገይሩ እዩ። ድምር እተበርከተ ጽሑፋትን ተመላሊስካ ምብጻሕን እውን ሓድሽ ዝለዓለ ቝጽሪ እዩ ነይሩ። በዚ ኽንንእደኩም ንፈቱ። እምበኣር፡ ንዅሎም እቶም ተገዳስነት ዘርኣዩ ሰባት ብምክትታል፡ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ከነጀምሮም ንጽዓር።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ