ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 12/12 ገጽ 8
  • ምልክታታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምልክታታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
km 12/12 ገጽ 8

ምልክታታት

◼ ዚዕደል ጽሑፋት ኣብ ታሕሳስ፦ ኣስፋሕቲ ንሓንቲ ኻብዘን ዚስዕባ ትራክትታት ኬበርክቱ ይኽእሉ እዮም፦ እዚ ዅሉ መከራ ዜብቅዓሉ ግዜ ቐሪቡ! ወይ ሓቂ ኽትፈልጥ ትደሊዶ፧። እቲ ብዓል ቤት ተገዳስነት እንተ ኣርእዩ፡ ነታ መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህር እትብሃል መጽሓፍ፡ ወይ ከኣ ንሓንቲ ኻብተን ንኣምላኽ ስምዓዮ ወይ ንኣምላኽ ስምዓዮ እሞ ንዘለኣለም ክትነብር ኢኻ ዘርእስተን ብሮሹራት ተጠቒምካ፡ ብኸመይ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ከም ዚግበር ኣርእዮ። ጥርን ለካቲትን፦ ኣስፋሕቲ ንሓንቲ ኻብዘን ዚስዕባ 32 ገጽ ዘለወን ብሮሹራት ኬበርክቱ ይኽእሉ እዮም፦ ኣምላኽ ብዛዕባና ብሓቂ ይግደስዶ ኢዩ፧፡ እተፍቅሮ ሰብ ምስ ዝመውት፡ ወይ ዓርኪ ኣምላኽ ክትከውን ትኽእል ኢኻ!። ተመላሊስካ ምብጻሕ ክትገብር ከለኻ፡ ነታ መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህር እትብሃል መጽሓፍ ኣላሊ ወይ ድማ ንዅነታት እቲ ሰብ ኣብ ግምት ብምእታው፡ ሓንቲ ኻብተን ንኣምላኽ ስምዓዮ ወይ ንኣምላኽ ስምዓዮ እሞ ንዘለኣለም ክትነብር ኢኻ ዘርእስተን ብሮሹራት ኣላልዮ እሞ፡ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ክትጅምረሉ ጽዓር። መጋቢት፦ መጽሔታት ግምቢ ዘብዐኛን ንቕሑ!ን። ተመላሊስካ ምብጻሕ ክትገብር ከለኻ፡ ነታ መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህር እትብሃል መጽሓፍ ኣላሊ ወይ ድማ ንዅነታት እቲ ሰብ ኣብ ግምት ብምእታው፡ ሓንቲ ኻብተን ንኣምላኽ ስምዓዮ ወይ ንኣምላኽ ስምዓዮ እሞ ንዘለኣለም ክትነብር ኢኻ ዘርእስተን ብሮሹራት ኣላልዮ እሞ፡ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ክትጅምረሉ ጽዓር።

◼ ኣብ ዓመት 2014፡ በዓል ዝኽሪ፡ ሰኑይ 4 ሚያዝያ ኪኽበር እዩ።

◼ ኣብ መጋቢት 2013 ሓገዝቲ ፈለምቲ ዀይኖም ዜገልግሉ ኣስፋሕቲ፡ ኣብ ወርሒ 30 ሰዓት ወይ 50 ሰዓት ኬገልግሉ ይኽእሉ እዮም። ብተወሳኺ፡ ኣብ መጋቢት፡ ሓላው ወረዳ ንጉባኤኹም ይበጽሕ እንተ ኣልዩ፡ ኵሎም እቶም ሓገዝቲ ፈለምቲ ዀይኖም ዜገልግሉ ኣብ ምሉእ እቲ ሓላው ወረዳ ምስ ስሩዓት ፈለምቲ ዚገብሮ ኣኼባ ኺሳተፉ ይኽእሉ እዮም።

◼ እዚ ዚስዕብ ጽሑፋት ኣብ መኽዘን ስለ ዘሎ፡ ክትእዝዙ ትኽእሉ ኢኹም፦ ሶማልኛ፦ ሪል ፈይዝ—ዮር ኪ ቱ ኤ ሃፒ ላይፍ፡ ትራክት ቍ. 27 (እዚ ዅሉ መከራ ዜብቅዓሉ ግዜ ቐሪቡ!)፡ ትራክት ቍ. 72 (ዘ ግሬተስት ኔም)።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ