ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 6/12 ገጽ 4
  • ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
km 6/12 ገጽ 4

ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ

ለካቲት ሓጻር ወርሒ እኳ እንተ ዀነት፡ ብትግሃት ስለ ዝጸዓርኩም ፍልይቲ ወርሒ ኢኹም ጌርኩምዋ። ካብ ኢትዮጵያ፡ ብድምር 409 ኣስፋሕቲ፡ ካብ ካልኦት ሃገራት ዝመጹ ድማ 16 ኣስፋሕቲ ኣብዚ ፍሉይ ወፍሪ ኽልና እጃሞም ኣበርኪቶም እዮም። ሓድሽ ዝለዓለ ቝጽሪ ኣስፋሕቲ 9,305፡ ሓድሽ ዝለዓለ ቝጽሪ ስሩዓት ፈለምቲ 1,639፡ ከምኡውን ሓድሽ ዝለዓለ ቝጽሪ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ከኣ 7,593 ነይሩ። ብተወሳኺ፡ እተዓደለ መጽሔት እውን ሓድሽ ዝለዓለ ቝጽሪ እዩ ነይሩ፣ ካብቲ ሓደ ዓመት ይገብር ዝነበረ ድምር ከኣ ብ37% ዝለዓለ ነይሩ። ካልእ ዜሕጕስ ድማ፡ ኣስፋሕቲ ጉባኤታትና ተመላሊስካ ምብጻሕ ንምግባር ዝገብርዎ ጻዕሪ እዩ፣ ድምር ተመላሊስካ ምብጻሕ፡ ካብቲ ሓደ ዓመት ይግብር ዝነበረ ድምር ብ19% ዝለዓለ እዩ ነይሩ። ብገምጋም ከኣ ሓደ ኣስፋሒ 5.7 ተመላሊስካ ምብጻሕ እዩ ገይሩ። እዚ ንጥፈታት እዚ ይበል! ዜብል እዩ። ሕጂ ኸኣ፡ ኻብቲ ኣብ እዋን በዓል ዝኽሪ እንገብሮ ፍሉይ ንጥፈታትና እተረኸበ ውጽኢት ክንርኢ ተሃንጢና ኣሎና።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ