ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 2/10 ገጽ 4
  • ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
km 2/10 ገጽ 4

ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ

ጥቅምቲ፡ ኣኼባ ኣውራጃ እተኻየደላ ወርሒ ዀይና፡ ኣብታ ወርሒ እቲኣ 8,607 ኣስፋሕትን ፈለምትን ነይሮም። ወረቐት ዕድመ ኣኼባ ኣውራጃ ብሰፊሑ ምዝርጋሑ፡ ብድምር 15,984 ዚኣኽሉ ሰባት ኣብቲ ኣኼባ ንኺካፈሉ ኣበርክቶ ኸም ዝገበረ ዜጠራጥር ኣይኰነን። ብዘይካዚ፡ ሳላ እቲ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ንምምራሕ ዝገበርናዮ ጻዕሪ፡ 270 ዝቝጽሮም ሓደስቲ ተጠመቕቲ ምርካብና ዝያዳ ኣሐጒስና እዩ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ