ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 1/10 ገጽ 4
  • ምልክታታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምልክታታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
km 1/10 ገጽ 4

ምልክታታት

◼ ዚዕደል ጽሑፋት ኣብ ጥሪ፦ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧፣ ለካቲት፦ መፍትሕ ሓጐስ ስድራቤት፣ መጋቢት፦ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧፣ ሚያዝያ፦ መጽሔታት።

◼ ናይ 2011 በዓል ዝኽሪ፡ ሰንበት 17 ሚያዝያ ጸሓይ ድሕሪ ምዕራባ ኽትውዕል እያ። ነዚ ዕለት እዚ ኣቐዲምና ዝነገርናኩም፡ እተን ሓደ ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ዚጥቀማ ጉባኤታት ኣቐዲመን ዚካረ ኣዳራሽ ወይ ካልእ መአከቢ ቦታታት ምእንቲ ኼናድያ እዩ።

◼ ካብ ለካቲት ጀሚሩ፡ ብሓለውቲ ወረዳ ዚወሃብ ሓድሽ ህዝባዊ መደረ፡ “ሕጂ መንግስቲ ኣምላኽ እትገብረልና ዘላ ነገራት” ዚብል ኪኸውን እዩ።

◼ ሓድሽ ኣብ መኽዘን፦ ቅዱሳት ጽሑፋት መዓልቲ መዓልቲ ምምርማር 2010 (ትግርኛ፡ ኣምሓርኛ፡ እንግሊዝኛ፡ ኦሮምኛ፡ ፈረንሳይኛ)

◼ እንደገና ኣብ መኽዘን ዝመጸ፦ ኣምሓርኛ፦ ብቕዓት፡ T-26፣ ኦሮምኛ፦ T-16, T-27፣ ፈረንሳይኛ፦ መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህር።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ