ምልክታታት
◼ ዚዕደል ጽሑፋት ኣብ ነሓሰ:- ብሮሹራት። መስከረም:- መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧ ጥቅምቲ:- መጽሔታት ከምኡውን T-27 (እዚ ዅሉ መከራ ዜብቅዓሉ ግዜ ቐሪቡ!)። ሕዳር:- ዓብዪ መምህር ወይ ንቑሕ ኩን!
◼ መስከረም ሓሙሽተ ቐዳመ-ሰናብቲ ስለ ዘለዋ: ሓጋዚ ፈላሚ ንምዃን እትምሽእ ወርሒ እያ።
◼ ጉባኤታት በቲ ዚቕጽል ናይ ጽሑፋት መሕተቲ ፎርም ገይረን ዓውደ-ኣዋርሕ ናይ የሆዋ መሰኻኽር 2008: ቅዱሳት ጽሑፋት መዓልቲ መዓልቲ ምምርማር—2008: ከምኡውን መጽሓፍ ዓመት ናይ የሆዋ መሰኻኽር 2008 ምሕታት ኪጅምራ ኣለወን።
◼ ቅዱሳት ጽሑፋት መዓልቲ መዓልቲ ምምርማር—2008 ኣብ ልዕሊ ብእንግሊዝኛን ብፈረንሳይኛን ብኻልእ ኣህጉራዊ ቛንቋታትን: ብትግርኛ: ብኣምሓርኛ: ከምኡውን ብኦሮምኛ ኪርከብ ይከኣል እዩ።
◼ ሽማግለታት ብዛዕባ እቶም እተወገዱ ወይ ርእሶም ዘግለሉ እሞ ኺምለሱ ዚደልዩ ሰባት ዚገልጽ ሓበሬታ ንምርካብ ነቲ ኣብ ናይ 8/112 ግምቢ ዘብዐኛ ገጽ 12-16 [ወይ ግምቢ ዘብዐኛ ናይ 15 ሚያዝያ 1991 ገጽ 21-3 (እንግሊዝኛ)] ዘሎ መምርሒ ኺስዕቡ ተዘኻኺሮም እዮም።
◼ ኣብ መኽዘን ዝመጸ ሓድሽ፦ እንግሊዝኛ፦ ካብቲ ዓብዪ መምህር ተምሃር ኣብ ሲዲ: ድራማታት da, ey, rt, th ኣብ ሲዲ።
◼ እንደገና ኣብ መኽዘን ዝመጸ፦ ትግርኛ፦ ብቕዓት፣ ኣምሓርኛ፦ ንቑሕ ኩን!፣ እንግሊዝኛ፦ ፕሮክለይመርስ፣ ኮንኮርዳንስ፣ ንየሆዋ ቕረቦ፣ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ዛንታታት፣ ኣንሲን ስፒሪትስ፣ መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህር፣ ጂሆቫስ ደይ፣ በነፊት ፍሮም ቲኦክራቲክ ሚኒስትሪ ስኩል ኤጁኬሽን፣ ኢንደክስ 30-85፣ ኢንደክስ 01-05፣ ኦሮምኛ፦ ብቕዓት፣ ንቑሕ ኩን!፣ ፈረንሳይኛ፦ ክሪኤሽን።