ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 5/07 ገጽ 3
  • ምልክታታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምልክታታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2007
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2007
km 5/07 ገጽ 3

ምልክታታት

◼ ዚዕደል ጽሑፋት ኣብ ግንቦት:- መጽሔታት። ተመላሊስካ ምብጻሕ ክትገብሩ ኸለኹም: ነታ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧ ዘርእስታ መጽሓፍ ዓድሉ። ሰነ:- እንግሊዝኛ:- ኢዝ ዘር ኤ ክሪኤተር ሁ ኬርስ ኣባውት ዩ፧፣ ካልእ ቋንቋታት:- መፍትሕ ሓጐስ ስድራቤት። ሓምለን ነሓሰን:- ብሮሹራት።

◼ ኣብ ኣኼባ ኣውራጃ ንዓለምለኻዊ ዕዮ ብቸክ ዚግበር ወፈያን እቲ ናብ ቤት ጽሕፈት ጨንፈር ዚለኣኽ ቸክን: ን“የይሖዋ ምሥክሮች” ዚኽፈል ምዃኑ ኺጥቀስ ኣለዎ።

◼ እታ ኣብ ቀረባ ግዜ እንደገና እተሓተመት መጽሓፈይ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ዛንታታት (ኣምሓርኛ): ኣብ መወዳእታ ንመጽናዕቲ ዚኸውን ሕቶታት ኣለዋ። እዚ ንምምሃር ከም ዚሕግዘኩም ፍሉጥ እዩ።

◼ ኣካል ሽማግለታት ነታ ብዛዕባ ባህርያዊ ሓደጋ እትምልከት ብ6 ሓምለ 2006 እተላእከት ደብዳበ ኼንብብዋን እዋናዊ ኣድራሻ ነፍሲ ወከፍ ኣስፋሒ ኸም ዘለዎም ኬረጋግጹን ኣለዎም። ኣብቲ ንሓደጋ ተኣፋፊ ዝዀነ ቦታታት: ተወሳኺ ኣድራሻታት እቶም ኣብ እዋን ሓደጋ ዚጽውዑ ሰባት ኪሕዙ ኣለዎም። ኣብ ርእሲ እዚ: ኣስፋሕቲ ኣብ እዋን ዕረፍቲ ይኹን ብምኽንያት ስራሕ ንንውሕ ዝበለ እዋናት ኪገሹ ኸለዉ: ሆስፒታል ኪኣትዉ ኸለዉ: ወይ ካልእ ከምዚ ዝኣመሰለ ዅነታት ኬጋጥሞም ከሎ: ምስ ሓላው መጽናዕቲ መጽሓፍ ጉባኤ ወይ ምስ ካልእ ሽማግለ ምስ ዚዘራረቡ ሓጋዚ እዩ።

◼ ኣብ መኽዘን ዝመጸ ሓድሽ:- ትግርኛ:- ፍቓድ የሆዋ ንምግባር እተወደበ፣ መገዲ ናይ ዘለኣለም ህይወት ረኺብካያዶ፧፣ እንግሊዝኛ:- መጽሓፍ ዓመት 2007፣ ሲንግ ፕረይዝስ ብኤም.ፒ.3፣ ወላይትኛ:- ኣምላኽ ብዛዕባና ብሓቂ ይግደስዶ ኢዩ፧፣ እተፍቅሮ ሰብ ምስ ዝመውት።

◼ እንደገና ኣብ መኽዘን ዝመጸ:- ቻይንኛ:- መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህር (CHS)፣ ንዅሎም ሰባት ዝኸውን መጽሓፍ (CHS)፣ T-14 (CH)፣ T-19 (CHS)፣ ኣምሓርኛ:- ሪዝኒን፣ ንቑሕ ኩን!፣ እንግሊዝኛ:- ክርኤሽን፣ ክርኤተር፣ ትንቢት ዳንኤል፣ ራእይ ፍጻሜኡ፣ ናይ ቅዱሳት ጽሑፋት ትርጕም ሓዳስ ዓለም—ምስ መወከሲኡ (Rbi8)፣ ንዅሎም ሰባት ዝኸውን መጽሓፍ፣ ኤ ሳትስፋይን ላይፍ፣ ጉድ ኒውስ ፎር ኦል ኔሽንስ፣ ጋይዳንስ ኦቭ ጎድ፣ ናይ የሆዋ መሰኻኽር እንታዎት እዮም፧ መገዲ ናይ ዘለኣለም ህይወት፣ T-27፣ ኪንግደም ሜሎዲስ ቍ. 1, 2, 3, 6, 7, 8 ኣብ ሲዲ፣ ሲንግ ፕረይዝስ ኣብ ሲዲ፣ ያንግ ፒፕል ኣስክ—ዋት ዊል ኣይ ዱ ዊዝ ማይ ላይፍ፧ ኣብ ዲቪዲ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ