ምልክታታት
◼ ዚዕደል ጽሑፋት ኣብ ወርሒ ሕዳር:- ካብቲ ዓብዪ መምህር ተምሃር፣ ታሕሳስ:- እቲ ዝዓበየ ሰብኣይ፣ ጥሪ:- ፍልጠት።
◼ እቲ ኣስተናባሪ ሓላዊ ወይ ንሱ ዝወከሎ ሓው 1 ታሕሳስ ወይ ድሕሪኡ ኣብ ዝቐልጠፈ ግዜ ነቲ ናይ ጉባኤ ሕሳብ ኪምርምሮ ኣለዎ። እቲ ሕሳብ ምስ ተመርመረ: ኣብ ቀጻሊ ግዜ ጸብጻብ ሕሳብ ምስ ተነብበ ነታ ጉባኤ ምልክታ ኺንገራ ኣለዎ።
◼ ኣብ መኽዘን ዝመጸ ሓድሽ:- ትግርኛ:- ነታ መጽሓፈይ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ዛንታታት ዚኸውን ሕቶታት ዝሓዘት ንእሽቶ መጽሓፍ (Qmy)፣ ቻይንኛ:- ኤ ሳቲስፋይን ላይፍ፣ ትራክት:- T-15፣ T-20፣ T-21፣ T-23፣ እንግሊዝኛ:- ኢንደክስ 2001-2005 (ሓደ ጥራዝ)፣ ጥሙር ጥራዝ ግምቢ ዘብዐኛ ከምኡውን ንቕሑ! 2005፣ ሲንግ ፕረይዝስ ብmp3፣ ዝዓበየ ሰብኣይ ብሲዲ፣ ኦርጋናይዝድ ቱ ሸይር ዘ ጉድ ኒውስ (ነታ ጂሆቫስ ዊትነስስ—ዘ ኦርጋናይዜሽን ቢሃይንድ ዘ ኔም ዝተክአት) ከምኡውን ኣዋር ሆል ኣሶስየሽን ኦቭ ብራዘርስ (dvjwa)፣ ወላይታ:- ትራክት ቍ. 26 (መጽሓፍ ቅዱስ ክትፈልጥ)
◼ እንደገና ኣብ መኽዘን ዝመጸ:- ኣምሓርኛ:- ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ዛንታታት፣ ሓጐስ ስድራቤት፣ ዝዓበየ ሰብኣይ፣ መለኮታዊ ስም፣ ስላሴ፣ እንግሊዝኛ:- ካብቲ ዓብዪ መምህር ተምሃር፣ ንኣምላኽ ኣምልኽ፣ መንእሰያት ዝሓትዎ፣ ኢንደክስ 86-2000፣ ኢንሳይት፣ ኣፕላይ ዮርሰልፍ ቱ ሪዲን ኤንድ ራይቲን፣ ላስቲንግ ፒስ ኤንድ ሃፒነስ፣ ኣዋር ፕሮፕለምስ፣ ሲ ዘ ጉድ ላንድ፣ ስላሴ፣ T-23፣ ኦሮምኛ:- መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህር፣ ፈረንሳይኛ:- ትርጕም ሓዳስ ዓለም (bi-12)፣