ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 9/05 ገጽ 7
  • ምልክታታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምልክታታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2005
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2005
km 9/05 ገጽ 7

ምልክታታት

◼ ዚዕደል ጽሑፋት ኣብ መስከረም:- ንቑሕ ኩን! ጥቅምቲ:- መጽሔታት ግምቢ ዘብዐኛ ኸምኡውን ንቕሑ! ሕዳር:- መጽሓፍ ፍልጠት። ታሕሳስ:- እቲ ዝዓበየ ሰብኣይ።

◼ ጥቅምቲ ሓሙሽተ ቐዳመ-ሰናብቲ ስለ ዘለዋ: ሓጋዚ ፓይነር ንምዃን እትምሽእ ወርሒ እያ።

◼ ኣብ 2006 ናይ ኣገልግሎት ዓመት: ኵሎም እቶም ናይ ወረዳ ተዓዛቢ ነታ ጉባኤ ኺበጽሕ ከሎ ሓገዝቲ ፓይነራት ኰይኖም ዜገልግሉ ኣሕዋት: ኣብቲ ምስ ፓይነራት ዚግበር ኣኼባ ኽሳዕ ፍርቂ ኺካፈሉ ኺፍቀደሎም እዩ። ኵሎም ሓገዝቲ ፓይነራት ኰይኖም ኬገልግሉ ዚኽእሉ ኣስፋሕቲ ኻብዚ ፍሉይ ምድላው እዚ ኺጥቀሙ ነተባብዖም።

◼ ገጽ 7 እዛ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና ንናይ 2005/06 ናይ ኣገልግሎት ዓመት ናይ ወረዳ ኣኼባ ኸምኡውን መዓልቲ ፍሉይ ኣኼባ ዚምልከት ክፍሊ ስለ ዘለዋ ኽትዕቀብ ኣለዋ።

◼ ጨንፈር ቤት ጽሕፈት ነቲ ኣስፋሕቲ ብብሕቶም ዚገብርዎ ናይ ጽሑፍ ትእዛዝ ኪቕበል ኣይክእልን እዩ። እቲ ኣወሃሃዲ ተዓዛቢ እቶም ናይ ብሕቶም ጽሑፍ ኪለኣኸሎም ዚደልዩ ነቲ ጽሑፋት ዚሕዝ ሓው እቲ ብብሕቶም ዚደልይዎ ጽሑፋት ምእንቲ ኺነግርዎ: ኣብ ነፍሲ ወከፍ ወርሒ ቕድሚ እቲ ናይ ጉባኤ ወርሓዊ ናይ ጽሑፋት መሕተቲ ቕጥዒ ናብ ማሕበር ምልኣኹ ምልክታ ኸም ዚንገር ኪገብር ይግብኦ። ብፍሉይ ትእዛዝ ዚመጽእ ጽሑፋት ኣየናይ ምዃኑ በጃኹም ኣይትረስዑ።

◼ ሽማግለታት ብዛዕባ እቶም እተወገዱ ወይ ርእሶም ዘግለሉ እሞ ኺብጽሑ ዘለዎም ሰባት ዚገልጽ ሓበሬታ ንምርካብ ነቲ ኣብ ናይ 8/112 ግምቢ ዘብዐኛ ገጽ 13-16 ዘሎ መምርሒ ኺስዕቡ ተዘኻኺሮም እዮም።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ