ምልክታታት
◼ ዝዕደል ጽሑፋት ኣብ ሰነ:- ኣምላኽ ካባና ዝደልዮ ብቕዓት እንታይ ኢዩ፧ ወይ ናብ ዘለኣለማዊ ህይወት ዝመርሕ ፍልጠት። እዚ ጽሑፋት እዚ ንዘለዎም ሰብ ቤት ካብቲ እታ ጉባኤ ኣብ መኽዘን ዘለዋ ብሮሹር ኣበርክተሎም። ሓምለን ነሓሰን:- ካብዚ ዝስዕብ 32 ገጽ ዘለዎ ብሮሹራት ዝዀነ ይኹን ምጥቃም ይከኣል ኢዩ:- እተፍቅሮ ሰብ ምስ ዝመውት፣ ንዘልኣለም አብ ምድሪ ብምንባር ተሐጎሱ!፣ ኣብ ስላሴ ክትኣምን ይግብኣካዶ ኢዩ፧፣ እቲ ንዘለኣለም ጸኒዑ ዝነብር መለኮታዊ ስም፣ ምስ ሞትና እንታይ ኢና እንኸውን፧፣ ዕላማ ህይወት እንታይ ኢዩ—ብኸመይ ክትረኽቦ ትኽእል፧፣ ንዅሎም ሰባት ዝኸውን መጽሓፍ፣ ከምኡውን ኣምላኽ ብዛዕባና ብሓቂ ይግደስዶ ኢዩ፧ መስከረም:- ራእይ—እቲ ዓቢ ፍጻሜኡ ቐሪቡ!
◼ ኣብ ቲኦክራሲያዊ ቓላት እዚ ዝስዕብ ለውጢ ኸም ዝገበርና ኸነፍልጠኩም ንፈቱ:- ኣብ ክንዲ “መዓልቲ ፍሉይ ኣሰምብሊ” ዝበሃል “መዓልቲ ፍሉይ ኣኼባ:” ኣብ ክንዲ “ናይ ወረዳ ኣሰምብሊ” ኸኣ “ናይ ወረዳ ኣኼባ” ኽበሃል ኢዩ።
◼ ኣብ መኽዘን ዝመጸ ሓድሽ:- እንግሊዝኛ:- ናይ 2001 ጥሙር ጥራዝ ንቕሑ!፣ ናይ 2002 ዓመት መጽሓፍ፣ ኣውድዮ ካሴት:- ረስፐክት ጂሆቫስ ኣውተሪቲ፣ ቪድዮ ካሴታት:- ኖ ብላድ—መዲስን ሚትስ ዘ ቻለንጅ፣ ፈይዝፉል ኣንደር ትራያል—ጂሆቫስ ዊትነስስ ኢን ዘ ሶቭየት ዩንየን። እንግሊዝኛ ብረይል:- በጃኹም ሕተቱ። ፈረንሳይኛ:- ናይ 2001 ጥሙር ጥራዝ ግምቢ ዘብዐኛ ከምኡውን ንቕሑ!
◼ እንደገና ኣብ መኽዘን ዝመጸ:- ኣምሓርኛ:- ትንቢት ዳንኤል፣ ሓጐስ ስድራቤት፣ T-13 (ንመጽሓፍ ቅዱስ ክትኣምንዎ እትኽእልሉ ምኽንያት)፣ T-22 (ንዓለም ዝገዝኣ ዘሎስ መን ኢዩ፧)። እንግሊዝኛ:- ክሪኤሽን፣ ኣይዛያስ ፕሮፌሲ—1፣ ኣይዛያስ ፕሮፌሲ—2፣ ማንካይንድስ ሰርች፣ ኣዋር ሚንስትሪ፣ ሪዝኒን፣ ሲንግ ፕረይዝስ፣ ትርጕም ሓዳስ ዓለም (bi12)፣ መለኮታዊ ስም፣ ሃው ካን ብላድ . . .፣ ብቕዓት፣ ናይ ካርድ መትሓዚ ፕላስቲክ፣ ናይ ዞባ መትሓዚ ፕላስቲክ፣ ኣውድዮ ካሴታት:- ናይ እተፈላለዩ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዝርከብ መጻሕፍትን ድራማታትን። ፈረንሳይኛ:- ዝዓበየ ሰብኣይ።