ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 4/97 ገጽ 7
  • ምልክታታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምልክታታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—1997
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—1997
km 4/97 ገጽ 7

ምልክታታት

◼ ዝዕደል ጽሑፋት ኣብ ሚያዝያ:- ንጽል ቅድሓት ናይ ግምቢ ዘብዐኛ ከምኡውን ንቕሑ! ብተወሳኺ ኸኣ እታ ኣምላኽ ካባና ዝደልዮ ብቕዓት እንታይ ኢዩ፧ (እንግሊዝኛ) እትብሃል ብሮሹር። ግንቦትን ሰነን ሓምለን:⁠- ኣብ ገነት ኣብ ምድሪ ንዘለኣለም ምንባር ትኽእል ኢኻ። ናይ ቤት ጽንዓት መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ምጅማር ኣተኵር። ነሓሰን መስከረምን:⁠- ኣብ ኢድ ክርከብ እተኻእለ ዝዀነ ይኹን 32 ገጽ ዘለዎ ብሮሹር ክዕደል ይከኣል ኢዩ።

◼ እቶም ኣብ ጉባኤ ዘለዉ ንዅሉ እቲ ሓድሽ ይኹን ዝሕደስ ኩንትራት ናይ ግምቢ ዘብዐኛ ከምኡውን ንቕሑ! ናይ ብሕቶም ኩንትራት እውን ከይተረፈ በታ ጉባኤ ኣቢሎም ክሰድዎ ኣለዎም።

◼ ተገዳስነት ዘርእዩ ሰባት ክትረክብ ከለኻ: በጃኻ ተወሳኺ ሓበሬታ ንኽረኽቡ ናብ ጨንፈር ቤት ጽሕፈት ከም ዝድውሉ ወይ ከም ዝጽሕፉ ኣይትግበሮም። ኣብቲ ከባቢኻ ተወሳኺ ናይ ብሕቲ ሓገዝ ሃቦም ወይ ከኣ ከምኡ ዝበለ ተመላሊስካ ምብጻሕ ክግበረሎም ኣተዓራሪ: እዚ ክፍሊ ናይ ስብከት መዝነትና ኢዩ። እንተዀነ ግን: እዞም ከምዚኦም ዝበሉ ግዱሳት ሰባት ካብ ካልእ ጉባኤ ክኽየዶም ዘድሊ እንተድኣ ኰይኑ: በጃኻ ምክትታል ንኽግበረሎም ምእንቲ ክንምድብ ነቲ ናይ ጉባኤኻ ጸሓፊ ክሕብረና ሕተቶ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ