ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 5/96 ገጽ 7
  • ምልክታታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምልክታታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—1996
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—1996
km 5/96 ገጽ 7

ምልክታታት

◼ ዝዕደል ጽሑፋት ኣብ ግንቦት:- ንጽል ቅዳሓት ናይ ግምቢ ዘብዐኛ ከምኡውን ንቕሑ! ነቲ ብተደጋጋሚ እተሸፈነ ዞባ: ዝዀነ ዝሰማማዕ ብሮሹር እውን ምጥቃም ይከኣል ኢዩ። ከምኡ ድማ ናይ መጽሔታት ምዝገባ ክግበር ይከኣል ኢዩ። ሰነ:- እቲ ዝዓበየ ሰብኣይ (እንግሊዝኛ) ወይ ንዘለኣለም ምንባር (እንግሊዝኛ)። ሓምለን ነሓሰን:- ዝዀነ ካብዞም ዝስዕቡ 32 ገጽ ዘለዎ ናይ እንግሊዝኛ ብሮሹራት:- ኣምላኽ ብዛዕባና ብሓቂ ይግደስዶ ኢዩ፧ ኣብ ምድሪ ንዘለኣለም ብምንባር ተሓጐሱ! [ትግርኛ] እቲ ንዘለኣለም ዝነብር መለኮታዊ ስም: ኣብ ስላሴ ክትኣምን ይግብኣካዶ ኢዩ፧ እታ ገነት እተምጽእ መንግስቲ: ዕላማ ህይወት እንታይ ኢዩ፧ ብኸመይከ ክትረኽቦ ምኸኣልካ፧ እተፍቅሮ ሰብ ክሞተካ ኸሎ: ከምኡውን ናይ ምዉታት መናፍስቲ ክጠቕሙኻ ወይ ክጐድኡኻ ይኽእሉዶ፧ ብሓቂኸ ኣለዉ ድዮም፧

◼ ከምቲ እቲ ሰባኺ ‘ቅኑዕ ቃላት ሓቂ’ ዝደሊ ዝነበረ: ንሕናውን ሓድሓደ ግዜ ነቲ ልሙድ ዝዀነ ቲኦክራቲካዊ መግለጺታት መኣረምታ ክንገብረሉ ኣሎና። (ምሳ. 4:⁠18) ስለዚ ነቲ ብትግርኛ “ድያቆን” ዝብል ስያመ: ንዝመጽእ ግዜ ምስቲ ብእንግሊዝኛ Ministerial Servant ዝብል መግለጺ ዝሰማማዕ: “ኣገልጋሊ ጉባኤ” ተባሂሉ ክስመ ለውጢ ተገይሩሉ ኣሎ። እዚ ነቲ ኣሕዋትና ዝህብዎ ናይ ትሕትና ኣገልግሎት ዘጕልሕ: ካብ ዓለምን ካብ ዓባይ ባቢሎንን ድማ ዝፈልየና ኢዩ። ከምኡውን Kingdom Hall ኣብ ክንዲ “መንግስቲ ኣደራሽ” ዝበሃል “ኣደራሽ መንግስቲ” ክበሃል: Kingdom Hall Dedication ድማ “ምውፋይ ኣደራሽ መንግስቲ” ክበሃል ኢዩ።

(ናብ ገጽ 2 ይቕጽል)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ