ቲኦክራቲካዊ ዜና
ኒው ዚላንድ:- እቲ ናይ ነሓሰ ጸብጻብ ሓደ ሓድሽ ዝለዓለ ቍጽሪ ኣስፋሕቲ 12,867 የርኢ።
ታይላንድ:- እቲ ናይ 1994 ዓመት ኣገልግሎት ብ1,487 ሓድሽ ዝለዓለ ቍጽሪ ኣስፋሕቲ ተዛዚሙ። እዚ ካብቲ ናይ ዝሓለፈ ዓመት ገምጋም ብ11 ካብ ሚእቲ ዕቤት ኢዩ ነይሩ።
ትሪኒዳድ:- ኣብ ነሓሰ ዝለዓለ ቍጽሪ ኣስፋሕቲ 6,601 በጺሑ።
ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።
እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።