ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 10/94 ገጽ 7
  • ምልክታታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምልክታታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—1994
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—1994
km 10/94 ገጽ 7

ምልክታታት

◼ እንጥቀመሎም ጽሑፋት ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ:- ቅዳሓት ናይ ግምቢ ዘብዐኛ ከምኡውን ንቕሑ! ዝበሃል ናይ እንግሊዝኛ መጽሔት ክዕደሉ ኢዮም። ናይ መጽሔት ምዝገባውን ክብርከት ይከኣል ኢዩ። ሕዳር:- ንእስነትካ​—⁠ብዝበለጸ ተጠቐመላ እትበሃል ናይ እንግሊዝኛ መጽሓፍ። (መንእሰያት ዝሓትዎ ሕቶታት እትበሃል ናይ እንግሊዝኛ መጽሓፍ) ታሕሳስ:- ራእይ ፍጻሜኡ። ጥሪ:- ኣብቲ ናይታ ጉባኤ መኻዚኖ ዝርከብ ቅድሚ 1982 ዝተሓትመ 192 ገጽ ዘለዎ ዝኾነ መጽሓፍ። ናይ ቅድም ሕታም ኣብ መኻዚኖ ዘይብለን ጉባኤታት ዝኾነ ብሮሹር ከበርክታ ይኽእላ ኢየን። መተሓሳሰቢ:- እተን ነዚ ኣብ ላዕሊ ተጠቒሱ ዘሎ ናይ ወፈራ ዝርዝራት ዘይብለን ጉባኤታት ኣብቲ ዝመጽእ ወርሒ ናይ ጽሑፋት መሕተቲ ቅጥዒ (S(d)-14) ክእዝዛ ኣለወን። ኣብ ላዕሊ ተዘርዚሩ ዘሎ ናይ ቅድም ሕታማት ኣብ ብሩክሊን ኣይርከብን ኢዩ።

◼ እታው ናይ መንግስትና ኣገልግሎት እቲ “ናይ 1995 ቲኦክራቲካዊ ኣገልግሎት ቤት ትምህርቲ ፕሮግራም” ኢዩ። ኣብ 1995 ብምሉኡ ከም መወከሲ ክተሓዝ ኣለዎ።

◼ ጉባኤታት ምስቲ ናይ ጥቅምቲ ናይ ጽሑፉ መሕተቲአን ቅዱሳት ጽሑፋት መዓልቲ መዓልቲ ምምርማር​—⁠1995 (ትግርኛ: ኣምሓርኛ: እንግሊዝኛ: ዓረብኛ: ቋንቋ ጣልያን: ቋንቋ ፈረንሳይ) ክሓታ ኣለወን: ከምኡውን ናይ 1995 ዓመት መጽሓፍን ናይ 1995 ዓውደ–ኣዋርሕ (እንግሊዝኛ: ቋንቋ ጣልያንን ፈረንሳይን) ክሓታ ኣለወን።

◼ ኣብ መኻዚኖ ዘሎ ሓድሽ: ግምቢ ዘብዐኛ ከምኡውን ንቕሑ! 1993 ጥሙር ጥራዝ (እንግሊዝኛ)።

◼ ኣዲስ ኣበባ ናይ 1994 ዓመት መጻሕፍቲ ብእንግሊዝኛ ተቐቢሎም ኣለዉ። ከምኡውን ዝተረፈ ናይ 1994 ዓውደ–ኣዋርሕ ክሕተት ይከኣል ኢዩ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ