ኣብ JW.ORGን JW LIBRARYን ዝወጸ
መንእሰያት ዚሓትትዎ
ሓያሎ ሰባት ኣብ ቈጸራ ኸዋኽብትን ቫምፓየራትን ጠንቈልትን ዞምቢታትን ተገዳስነት ኣሕዲሮም ኣለዉ። ግናኸ፡ ብዛዕባ እዚ ኽትፈልጦ ዘሎካ እንታይ ሓደጋታት ኣሎ፧
ኣብ JW Library፡ ኣብ ትሕቲ ሕታማት > ዓምድታት > መንእሰያት ዚሓትትዎ ርአ።
ኣብ jw.org፡ ኣብ ትሕቲ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ > መንእሰያት > መንእሰያት ዚሓትትዎ ርአ።
ትፈልጥዶ፧
ስነ ጥንታዊ ርኽበት፡ ንጉስ ዳዊት ብሓቂ ኣብ ታሪኽ ዝነበረ ሰብ ምዃኑ ኣሚቱ
ገሊኦም ሓያስያን፡ ዳዊት ንጉስ እስራኤል ብሓቂ ኸም ዘይነበረ ይማጐቱ እዮም። ኣብ ስነ ጥንታዊ ርኽበታት እንታይ ተረኺቡ፧
ኣብ jw.org፡ ኣብ ትሕቲ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ > ታሪኽን መጽሓፍ ቅዱስን > ታሪኻዊ ልክዕነት መጽሓፍ ቅዱስ ርአ።