ኣብ JW.ORGን JW LIBRARYን ዝወጸ
መንእሰያት ዚሓትትዎ
እንታይ ምኽሪ እዩ ቕድሚ ምዝራብካ ኽትሓስብ ዚሕግዘካ፧
ኣብ JW Library፡ ኣብ ትሕቲ ሕታማት > ዓምድታት > መንእሰያት ዚሓትትዎ ርአ።
ኣብ jw.org፡ ኣብ ትሕቲ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ > መንእሰያት > መንእሰያት ዚሓትትዎ ርአ።
ንስድራ ቤት
ውሉድካ ንደንዳኒ እንታይ ምላሽ ኪህብ ከም ዘለዎ ንምምሃር፡ እዚ ኣርባዕተ ስጕምቲ ኺሕግዝ ይኽእል።
ኣብ JW Library፡ ኣብ ትሕቲ ሕታማት > ዓምድታት > ንስድራ ቤት ርአ።
ኣብ jw.org፡ ኣብ ትሕቲ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ > ሓዳርን ስድራ ቤትን > ኣተዓባብያ ቘልዑ ርአ።