ሕታም መጽናዕቲ
ጥቅምቲ 2019
ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦ 2-29 ታሕሳስ 2019
© 2019 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
እዚ ጽሑፍ እዚ ንመሸጣ እተዳለወ ኣይኰነን። ክፍሊ እቲ ፈቲኻ ብዚግበር ወፈያ ዚድገፍ ዓለምለኻዊ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ትምህርታዊ ዕዮ እዩ። ወፈያ ኽትገብር እንተ ደሊኻ፡ ኣብ donate.jw.org ርአ።
ፍልይ ዝበለ መግለጺ እተዋህቦ ጥራይ እንተ ዘይኰይኑ፡ ኵሉ ጥቕስታት ቅዱሳት ጽሑፋት ካብቲ ብዘመናዊ ቛንቋ እተዳለወ መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም እተወስደ እዩ።
ስእሊ ገበር፦
የሱስን ሰማያዊ ሰራዊቱን ኣብ ውግእ ኣርማጌዶን ንጸላእቲ ኣምላኽ ኪድምስስዎም እዮም! (ዓንቀጽ መጽናዕቲ 41፡ ሕጡብ ጽሑፍ 17 ርአ)