ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w19 ሓምለ ገጽ 32
  • ኣብ JW.ORGን JW LIBRARYን ዝወጸ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ኣብ JW.ORGን JW LIBRARYን ዝወጸ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2019
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2019
w19 ሓምለ ገጽ 32

ኣብ JW.ORGን JW LIBRARYን ዝወጸ

ተነዲፉ ድዩ፧

ድንቂ መሓውር ኦክቶፑስ

መሃንድሳት ካብቲ ኣዝዩ ተዓጻጻፊ መሓውር ኦክቶፑስ ብምቕዳሕ፡ ሓካይም ኣብ ጸቢብ ቦታ መጥባሕቲ ኺገብሩ ዚሕግዝ መሳርሒ የማዕብሉ ኣለዉ።

ኣብ JW Library፡ ኣብ ትሕቲ ሕታማት > ዓምድታት > ተነዲፉ ድዩ፧ ርአ።

ኣብ jw.org፡ ኣብ ትሕቲ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ > ስነ ፍልጠትን መጽሓፍ ቅዱስን > ተነዲፉ ድዩ፧ ርአ።

መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር

“መቓብረይ እየ ዝዅዕት ነይረ”

ኦስካር ሕጂ ብህይወት ኪህሉ ዝኸኣለ ሳላ ቃል ኣምላኽ ምዃኑ ይኣምን እዩ። እሞ ደኣ ነዚ ቐደም ኣብ ኤል ሳልቫዶር ኣባል ጕጅለ ዓዋሉ ዝነበረ ሰብ ህይወቱ ኪቕይር ዝደረኾ እንታይ እዩ፧

ኣብ JW Library፡ ኣብ ትሕቲ ሕታማት > ዓምድታት > መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር ርአ።

ኣብ jw.org፡ ኣብ ትሕቲ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ > ሰላምን ሓጐስን > መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር ርአ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ