ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w18 ታሕሳስ ገጽ 2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2018
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2018
w18 ታሕሳስ ገጽ 2

ትሕዝቶ

4-10 ለካቲት 2019 ዘላ ሰሙን

3 “ኣብ ገነት የራኽበና!”

ናይ ሓቂ ክርስትያናት ኣብ ገነት ኪነብሩ ይህንጠዩ እዮም። እዛ ዓንቀጽ እዚኣ ነቲ ተስፋ እቲ ዘሎና ድልዱል ቅዱስ ጽሑፋዊ መሰረትን ነቲ የሱስ ብዛዕባ ገነት ዘተስፈዎ ተስፋን ትገልጽ።

8 ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ

9 ትዝክሮዶ፧

11-17 ለካቲት 2019 ዘላ ሰሙን

10 “ነቲ ኣምላኽ ዝጸመዶ” ኣኽብሮ

እዛ ዓንቀጽ እዚኣ መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ኽቡር መውስቦ እንታይ ከም ዚብል ትገልጽ። ንመውስቦ ኸም እነኽብሮ ኸመይ ጌርና ኸነርኢ ንኽእል፧ ነቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ፍትሕን ምፍልላይን ዚብሎ ኸመይ ጌርና ንድግፎ፧

15 ታሪኽ ህይወት​—‘የሆዋ ጽቡቕ ገይሩልና እዩ’

18-24 ለካቲት 2019 ዘላ ሰሙን

19 ኣቱም መንእሰያት፡ ፈጣሪኹም ክትሕጐሱ ይደሊ እዩ

25 ለካቲት 2019–3 መጋቢት 2019 ዘላ ሰሙን

24 ኣቱም መንእሰያት፡ ዜዕግብ ህይወት ኪህልወኩም ይኽእል እዩ

መንእሰያት ብዙሕ ግዜ ዓበይቲ ውሳነታት ኪገብሩ የድልዮም እዩ፣ ንኣብነት፡ ኣብ ህይወቶም እንታይ ሸቶታት ከም ዚስዕቡ ኺውስኑ ኣለዎም። መብዛሕትኡ ግዜ፡ መምህራን ወይ ካልኦት ሰባት ንመንእሰያት፡ ዝለዓለ ትምህርቲ ኺምሃሩን ብዙሕ ደሞዝ ዚርከቦ ሞያ ኼጥርዩን የተባብዕዎም እዮም። የሆዋ ግና ንዕኡ ቐዳማይ ቦታ ኺህብዎ እዩ ዜተባብዖም። እዘን ክልተ ዓንቀጻት እዚአን፡ መንእሰያት ንኣምላኽ ምስማዖም፡ መገዲ ጥበብ ምዃኑ ይገልጻ።

29 “ጻድቕ ብየሆዋ ኺሕጐስ . . . እዩ”

32 መሐበሪ ርእሰ ነገር ግምቢ ዘብዐኛን ንቕሑ!ን 2018

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ