ትሕዝቶ
3-9 ታሕሳስ 2018 ዘላ ሰሙን
6 ሓቂ ተዛረብ
10-16 ታሕሳስ 2018 ዘላ ሰሙን
11 ሓቂ ምሃር
ኣብዚ ናይ ሎሚ ማሕበረሰብ፡ ሓሶት ምንዛሕ ልሙድ እዩ ዀይኑ ዘሎ። ሓሶት ብኸመይ እዩ ጀሚሩ፧ ክሳዕ ሎሚ ኻብ እተዘርበ እቲ ዝኸፍአ ሓሶት ኣየናይ እዩ፧ ምእንቲ ኸይንታለል ብኸመይ ክንጥንቀቕ ንኽእል፧ ንሓድሕድና ሓቂ ኸም እንዛረብ ከመይ ጌርና ኢና ኸነርኢ እንኽእል፧ ኣብ ኣገልግሎትና ሓቂ ንምምሃር ንናውቲ ትምህርቲ ብኸመይ ክንጥቀመሉ ንኽእል፧ እዘን ዓንቀጻት እዚአን ብዛዕባ እዚ ይገልጻ።
17 ታሪኽ ህይወት—የሆዋ ንውሳነይ ብዙሕ ባሪኽዎ
17-23 ታሕሳስ 2018 ዘላ ሰሙን
24-30 ታሕሳስ 2018 ዘላ ሰሙን
27 ለውጥታት እናኣጋጠመ ኽነሱ፡ ውሽጣዊ ሰላምካ ሓሉ
ዘይፍጹማት ሰባት ስለ ዝዀንና፡ ኣብ ህይወትና ወይ ኣብ ውድብና ለውጥታት ምስ ዜጋጥም፡ ነቲ ለውጥታት ምቕባሉ የጸግመና እዩ። እዘን ክልተ ዓንቀጻት እዚአን ኣብ ህይወትና ዘይተጸበናዮ ለውጥታት ምስ ዜጋጥመና እኳ ውሽጣዊ ሰላምና ኽንሕሉን ነቲ ንጡፍ መራሒና ዝዀነ ክርስቶስ ክንኣምኖን ይሕግዛና።
32 ትፈልጥዶ፧