ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w18 ሓምለ ገጽ 2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2018
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2018
w18 ሓምለ ገጽ 2

ትሕዝቶ

3 ፈትዮም ይመጹ—ምያንማር

3-9 መስከረም 2018 ዘላ ሰሙን

7 ካብ መን ኢኻ ተፈላጥነት ክትረክብ እትደሊ፧

ሎሚ ዘለዉ ብዙሓት ሰባት ካብዛ እክይቲ ዓለም ተፈላጥነት ምርካብ የገድሶም እዩ። እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ስለምንታይ ነቲ ዝበለጸ ዓይነት ተፈላጥነት፡ ማለት ነቲ የሆዋ ንእሙናት ኣገልገልቱ ዚህቦም ዓይነት ተፈላጥነት ንምርካብ ክንተግህ ከም ዘሎና ኽትገልጽ እያ። ሓድሓደ እዋን፡ የሆዋ ትጽቢት ብዘይተገብረሉ መገዲ ኣፍልጦ ዚህበሉ መገዲ እውን ክንርኢ ኢና።

10-16 መስከረም 2018 ዘላ ሰሙን

12 ኣዒንትኻ ናብ መን እየን ዚጥምታ ዘለዋ፧

ኣብዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ እቲ እሙን ዝነበረ ሙሴ ስለምንታይ ናብ ምድሪ ተስፋ ናይ ምእታው ፍሉይ መሰል ከም ዝሰኣነ ኽንምርምር ኢና። ብዘይካዚ፡ ከምቲ ሙሴ ዘጋጠሞ ሓደጋ ምእንቲ ኸየጋጥመና እንታይ ክንገብር ከም ዘሎና ኽንርኢ ኢና።

17-23 መስከረም 2018 ዘላ ሰሙን

17 “ኣብ ጐድኒ የሆዋ ዝዀነ መን ኣሎ፧”

24-30 መስከረም 2018 ዘላ ሰሙን

22 ናይ የሆዋ ኢና

ሰባት ዘበልና ዅላትና ናይ የሆዋ ኢና። ስለዚ፡ የሆዋ ንዕኡ ንበይኑ ጥራይ ክንውፈ እዩ ዚደልየና። ይኹን እምበር፡ ገሊኦም ሰባት ንኣምላኽ እሙናት ከም ዚዀኑ እኳ እንተ ተዛረቡ፡ ብኣካይዳኦም ንዕኡ ኸም ዘይእዘዙ እዮም ዜርእዩ። ኣብታ ቐዳመይቲ ዓንቀጽ፡ ካብቲ ብዛዕባ ቃየልን ሰሎሞንን ሙሴን ኣሮንን ዚገልጽ ጸብጻባት መጽሓፍ ቅዱስ ኣገዳሲ ትምህርቲ ኽንወስድ ኢና። ኣብታ ኻልአይቲ ዓንቀጽ ድማ፡ ነቲ ህዝቢ የሆዋ ኽንከውን ዝረኸብናዮ ፍሉይ መሰል፡ መማሰውቲ ምዃንና ኸነርእየሉ እንኽእል እተፈላለየ መገድታት ክንርኢ ኢና።

27 ን“ዅሉ ዓይነት ሰብ” ርሕሩሕ ኩን

30 ውጽኢታውን ዜሐጕስን መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ክትገብር እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧

32 ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ