ትሕዝቶ
3 ታሪኽ ህይወት—ኣብ መጀመርታ ድኻ፡ ኣብ መወዳእታ ግና ሃብታም
9-15 ሓምለ 2018 ዘላ ሰሙን
12 የሆዋ ነቶም ‘ብተጻዋርነት ፍረ ዚፈርዩ’ የፍቅሮም
16-22 ሓምለ 2018 ዘላ ሰሙን
ካብዘን ክልተ ዓንቀጻት፡ እታ ቐዳመይቲ ዓንቀጽ፡ ብዛዕባ እተን የሱስ ዝመሰለን ምሳሌ እቲ ተኽሊ ወይንን ምሳሌ እቲ ዘራእን ትምርምር፣ ካባታተን ብዛዕባ ዕዮ ስብከት እንታይ ከም እንምሃር ድማ ትገልጽ። እታ ኻልአይቲ ዓንቀጽ ከኣ፡ ብተጻዋርነት ክንሰብኽ ዚድርኸና ቕዱስ ጽሑፋዊ ምኽንያታት ትምርምር።
23-29 ሓምለ 2018 ዘላ ሰሙን
22 ንጸላኢኻ ፍለጦ
30 ሓምለ 2018–5 ነሓሰ 2018 ዘላ ሰሙን
ሰይጣን ጸላኢና እዩ። ጽልዋኡ ኽሳዕ ክንደይ እዩ፧ ግናኸ፡ እንታይ እዩ ኺገብር ዘይክእል፧ ኵላትና፡ እንተላይ መንእሰያት፡ ከመይ ጌርና ኽንጻረሮ ንኽእል፧ እዘን ክልተ ዓንቀጻት እዚአን፡ ነዚ ሕቶታት እዚ መልሲ ኺህባሉ እየን፣ ንድያብሎስ ክንቃወሞ ድማ ኬበራትዓና እየን።
32 ብዙሕ እኽሊ!